መቓብር ህሉዋት፣ ምዕራፍ 5፡ ማክሮን ጸገማቱን
ናይ ማክሮ ጸገም ግን እዚ ጥራይ ኣይነበረን። ብመሰረት’ቲ ሓድሽ ኣዋጅ ብዘይካ ጠቕሊሎም ንዝኣትዉ፡ ናጻ ቀረጽ ፈጺሙ ስለ ዝተኸልከለ ዘይመንግስታዊ ትካላት ይኹን መንግስታዊ ትካላት ቀረጽ ክኸፍሉ ኣለዎም ተባህለ። ከም ሳዕቤን ናይዚ ድማ ኣብ ሓጺር ግዜ ናይ ረዲአት እኽሊ
ናይ ማክሮ ጸገም ግን እዚ ጥራይ ኣይነበረን። ብመሰረት’ቲ ሓድሽ ኣዋጅ ብዘይካ ጠቕሊሎም ንዝኣትዉ፡ ናጻ ቀረጽ ፈጺሙ ስለ ዝተኸልከለ ዘይመንግስታዊ ትካላት ይኹን መንግስታዊ ትካላት ቀረጽ ክኸፍሉ ኣለዎም ተባህለ። ከም ሳዕቤን ናይዚ ድማ ኣብ
ሓጺር ግዜ ናይ ረዲአት እኽሊ ኣብ ወደብ ባጽዕ ተዀመረ።
ERITRAWIT March 1, 2014
Dear Estifanos,
This is been done deliberately to destroy Eritrea and Eritrean people. one by one they finished everyone this dirty wedeb(HGDEF).
MightyEmbasoyra March 1, 2014
This is very sad story. Thanks for remembering your colleague, Ato Estifanos.
Suleiman Salim March 3, 2014
ስቲፋኖስ ወዲ ተመልሶ ( ጎይታ ኣከለጉዛይ)
ሓው-ኣቦይ ከም ዝነገረኒ እቲ ” ዓሊ ጃብር ” ዝበልካዮ ስዉእ ተጋዳላይ ቅኑዕ ስሙ ” መሓመድ ጃብር ” ከም ዝነበረ ከዘኻኽረካ ይፈቱ። ሓደ ካብ እቶም ብጾቱ ዝነበሩ መሓመድ ዑመር ዑስማን ሕጂ ኣብ ኣስመራ ኣሎ።