8 መጋቢት ዓለም-ለኸ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ – 08.02.2014 ፍራንክፎርት ጀርመን
8 መጋቢት ዓለም-ለኸ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ 08.02.2014 ፍራንክፎርት ጀርመን 8 መጋቢት ኣህጉራዊት መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ንመላእ ሕብረተ ሰብ ዓለም ሰብኣዊ ክብሩን ፍትሒዊ ስርዓት ንምትካል ኣብ ዝካየድ ዘሎ ቃልሲ ፡ ደቂ-ኣንስትዮ ሓድጊ ሰማእታት ኣሓተን ንምርግጋጽ መብጽዓ ዝኣትዋላን ቃልሰን ዘሔድሳላን

8 መጋቢት ዓለም-ለኸ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ
08.02.2014 ፍራንክፎርት ጀርመን
8 መጋቢት ኣህጉራዊት መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ንመላእ ሕብረተ ሰብ ዓለም ሰብኣዊ ክብሩን ፍትሒዊ ስርዓት ንምትካል ኣብ ዝካየድ ዘሎ ቃልሲ ፡ ደቂ-ኣንስትዮ ሓድጊ ሰማእታት ኣሓተን ንምርግጋጽ መብጽዓ ዝኣትዋላን ቃልሰን ዘሔድሳላን መዓልቲ ደኣምበር፡ ንስለ ምብዓልን ሪምን ተባሂሉ ዝግበር ኣይኮነን። ስለዝኾነ ድማ ሎሚ ዓመትውን ኣብ መጋቢት 08. 2014 ከም ቀደም ዕውቲ ኮይና ክትብዕል፡ ኤርትራውያን ደቂ-ኣንስትዮ ደቂ-ኣንስትዮ ብምዃና ካብ ርሕቁን ቀረባ ተጛዕዝና ንፍትሐዊ መንነት ጛል-ኣንስተይቲ ብሕጊ ንምርግጋጽ ትጽውዓና ኣላ፡፡ ሰለዚ ብሓባር ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ከነብዕላ ኣብ ምድላው ንርከብ። ሕመረት ዘቴና ሐድነት ጓል-ኣንስተይቲ ኣብ መዋእልና፡ ናይ መጻኢ መደባትና እንሰርዓሉን ሐቢርና ነዝምራላን መዓልቲ ኮይና፡ ክትብዕል ኩለን ውጹዓት ደቂ-ኣንስትዮ መርሓባ ብድሓን ምጽኣ እንዳበልና፡ ምስ ኩሉ ንፍትሕን፡ ንሰብኣዊ መሰልን፡ ማዕርነትን ርግኣትን ዝቃለስ ሓቢርና ንዕለት 08.03.2014 ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ከነብዕላ ንጽውዕ።
ፍራንክፎርት፡ ሳልባው ኒድ
Saalbau Nied Raum 8
Heirich Stahl Str.3
Frankfurt am Main
ዝጀመረሉ ስዓት 14፡00 –23፡00
መደባት 08. መጋቢት 2014
ተመክሮ ደቂ-ኣንስትዮ
ነጻ ማሕበር ደቅ-ኣንስትዮን ዕላምኡን
ምሕዝነት ደቂ-ኣንስትዮ
ንመሰልና ባዕልና!
ክብሪ ንስማእታት
ብድሓን ምጽኣ/ምጽኡ