ኣብ ፓኪስታን ካብ ዝተኣሰሩ 5 ኣመሪካውያን ጥርጡራት ግብረሽበራ እቲ ሓደ ኤርትራዊ መበቆል ከም ዘለዎ ተጠቒሱ ‘ኳ እንተነበረ ዜጋ ናይ ካልእ ሃገር ምዃኑ Seattle Times ኣመልኪቱ።
ኣብ ፓኪስታን ካብ ዝተኣሰሩ 5 ኣመሪካውያን ጥርጡራት ግብረሽበራ እቲ ሓደ ኤርትራዊ መበቆል ከም ዘለዎ ብዝተፈላለያ ፍሉጣት ማዕከናት ዜና ዓለም ተጠቒሱ ‘ኳ እንተነበረ፡ ዜጋ ናይ ካልእ ሃገር ምዃኑ Seattle Times ብ 26 ታሕሳስ ኣብ ዘስፈሮ ዓንቀጽ ኣመልኪቱ።