ኣብ ኣስመራ ኣብ ሓደ ቤትማእሰርቲ ብዝተፈነወ ቶኽሲ 4 እሱራትን ሓደ ዋርድያን ከምዝሞቱ ምንጭታት ሓቢሮም።
ብ 10 መጋቢት ኣብ ኣስመራ ኣብ ሓደ ቤትማእሰርቲ ሓደ እሱር ካብ ዋርድያ ብረት መንዚዑ ብዝፈነዎ ኣድራጋ ቶኽሲ: ነቲ ተረኛ ዝነበረ ዋርድያ፡ ካልኦት 3 እሱራት፡ ኣብ መወዳእታ ድማ ንነብሱ፡ ብድምር 5 ትንፋስ ከምዘሕለፈ ምንጭታት ሓቢሮም።