24 ግንቦት ናይ ግድንዩ ከነብዕለኪ !ኣይምሰልኪ ግን ህዝብኺ ዘቕሰንኪ ትግባሬ ቅዋም ከየረጋገጽኪ !
24 ግንቦት 1991 ንህዝቢ አርትራ ዓቢ ሃገራዊ በዓል እዩ። እወ ናይ ሓደ ዘበን መሪር መግዛእቲ ባዕዳዋውያን ሓይልታት፡ ብኽቡር መስዋቲ ቡሉጻት ዜôጋታት ዕዉት ስለ ዝኾነ።