https://www.youtube.com/watch?v=_IyGXFaIBmI&t=263s
https://www.youtube.com/watch?v=_IyGXFaIBmI&t=263s
ህዝቢ ኤርትራ ክነቕሓሉ ዘለዎ ኣሰካፊ ኵነታት ኢትዮጵያ መብራህቱ ኣተወብርሃን ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ስልጣን ኣብ ዝመጽኣሉ እዋን፡ ብዘስምዖ ናይ ሰላምን ምክብባርን ጻውዒት፡ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያን ዞባናን ኣወንታዊ ስም ምትራፉ ይፍለጥ። ካብ ቃል ሓሊፉ`ውን ከም ምፍታሕ እሱራት፡ ተቓወምቲ ውድባትን ውልቀሰባትን ንዓዶም ከምዝኣትዉ፡ ናይ ሜድያ ናጽነት ከም ዝረጋገጽ፡ ዕስራ
ERITREA: WHY I AM FED UP, BUT I WON’T GIVE UP! By Michael H. Kiflezghi I will be brief because that is how most of you want it. When it comes to disappointments, Eritreans have them in plenty. But, this is not the time to rub salt into
https://www.youtube.com/watch?v=yzktTE4aXu4
Eritrean Road Project Legal Challenge Duncan Lewis’ Public Law Team, instructed by Eritrea Focus, are launching a legal challenge against the UK Government’s funding to the EU Trust Fund for Africa's ‘Reconnecting Eritrea and Ethiopia through rehabilitation of the main arterial roads in Eritrea’ development
An Amsterdam-based group has filed a lawsuit against the European Union for funding an infrastructure project in Eritrea built by conscripts. BRUSSELS — A Netherlands-based group of Eritreans sued the European Union on Wednesday, demanding it cease financing a project in the east African dictatorship that
ዜና ዕረፍቲ ገዲም ተጋዳላይ ዲፕሎማት ኣፈወርቂ ኣብራሃ (26 Sep. 1949 - 11 May 2020) ገዲም ተጋዳላይ ዲፕሎማት ኣፈወርቂ ኣብራሃ በርሀ ብኮሮና ቫይረስ (COVID 19) ብዘጋጠሞ ሕማም ንልዕሊ ወርሕን ፈረቓን ኣብ ሕክምና ክእለ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ብ11/ግንቦት/2020 ኣብ ሕክምና ዓሪፉ። ኣፈወርቂ ኣብራሃ በርሀ ካብ ኣቡኡ ኣቶ ኣብራሃ በርሀን ካብ ኣዲኡ
https://www.youtube.com/watch?v=_NYyTBUH2SE&fbclid=IwAR1oRm6pJRvS3OWKyg6Jy385laeb_2PGyGOL0YjbUUGzWwZSoIolc3d4nRg
https://www.youtube.com/watch?v=_BU_2eFklGA
https://www.youtube.com/watch?v=sYVieynm7Q4&feature=share&fbclid=IwAR1q3fmRbcwTC5DGeUIXzsdSKiKKZv7SL-8n2r6VF06huTNH__nCHYdS-y4
ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብዚ ዓለም ካብ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምክልኻል ጽኑዕ ቀይዲ ምንቅስቓስ እተዘውትረሉ ዘላ፡ እቲ ብለበዳ ቫይረስ ኢሳይያስ ድሮ ን20 ዓመት ተቐይዱ ዝጸንሐ ህዝቢ ኤርትራ `ውን ኣብ ገገዝኡ ተረጊጡ ብሓይልታት ጸጥታን ሰራዊትን ኣብ ዝሕለወሉ ዘሎ ቅንያት ናብ ኢትዮጵያ ገይሹ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ምርኻቡ፡
ንህዝቢ ኤርትራ ቅሳነት ዝኸልእ ሓዲሽ ፖለቲካዊ ምዕባለታት ኣብዚ ዝሓለፈ ሒደት መዓልታት ኣቶ ኢሳያስ ሓሚሙ፡ ተውጺዑ፡ አረ ሞይቱ እዩ ዝብሉ ወረታት ክነፍሱ ወሪሖም እዮም። ከምዚ ዝኣምሰሉ መሰረተ-ኣልቦ ናይ ሓሶት ወረታት ክዝርግሑ ቀንዲ ምኽንያት ዝኾኖም እቲ ኣብ ሃገርና ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወልቀ-መላኺ ስርዓትን ምስጢራዊ ኣሰራርሕኡን እዮም። ኣብ ውሽጢ ሃገርና
https://www.youtube.com/watch?v=OIOK9ew2gTI
https://www.youtube.com/watch?v=OIOK9ew2gTI
ኣብ ኢትዮጵያ ሓዊ ትእጎድ ኣላ መን’ዩ ግን ክስሕና ኣብ ቤትካ ሽሕ ግዜ ሰላምን ሃብትን ይሃልኻ፡ ኣብ ጎረቤትካ ህውከትን ጥሜትን እንተሎ ግን ቀሲንካ ኣይትነብርን ኢኻ። ኣብዛ ምድራዊት ዓለም ብኸማኻ ሰብን ካልኦት ፍጡራትን ተኸቢብካ ክሳብ ዘለኻ ብቀጥታ ይኹን ብተዘዋዋሪ፡ ክትጽሎ ወይ ክትጸሉ ባህርያዊ ኢዩ። ኤርትራ ኣብ ማእከል ብቀጻሊ
https://www.youtube.com/watch?v=hjcqHWjD3B0
https://www.youtube.com/watch?v=Pz6-cnNDRmA
Commemoration of dictatorship in Ethiopia If we stay healthy and live long, we will witness very surprising things in this world starting from our homes. It is obvious that the recent visit of Isayas Afwerki, PIA, to Ethiopia was a surprise to many of us, with
https://www.youtube.com/watch?v=Pz6-cnNDRmA
https://www.youtube.com/watch?v=8_6IEwH0BCo
https://www.youtube.com/watch?v=SyJKYsMQ57c
Fetsum: The struggle’s defining moment in view of our Conceptual Unity Conceptual Unity now based on BAYTO’s ARTICLE 2. ዕማት ጊዜያዊ ስልጣን (መ ) “ኩሎም ፖለቲካዊ ሓይልታትን ምእንቲ ፍትሕን ዲሞክራስያዊ ለውጥን ዝቃለሱ ህዝባዊ ምንቅስቓስን ብዝሳተፍሉ ሃገራዊ ዋዕላ ቴክኖክራታዊ (ዘይሻራዊ) ሃገራዊ ሓድነታዊ መሰጋገሪ መንግስቲ የቕውም” It is so
https://www.youtube.com/watch?v=pLrvVknK-9k
ሕልሚ ኢትዮጵያ፡ ናይ ቀርኒ ኣፍሪቃ እስራኤል ኢትዮጵያ፡ ንፋሽሽታዊ ጥልያን ስለዝሰዓረት፡ ዋና መዲና ቤት ጽሕፈት ሕብረት ኣፍሪቃ፡ መፍለቂት ዘመናዊ ሰብ፡ ወናኒት ጥንታዊ ቅርስታትን ሃይማኖት ክርስትናን፡ መስሕብ ወጻእተኛታትን ስለዝኾነት፡ ኣብ ምስፋን ሰላምን ምትሕግጋዝን ቀርኒ ኣፍሪቃ ዕዙዝ ተራ ስለእትጻወት፡ ከምኡ’ውን ደርማስ ብዝሒ ህዝቢ፡ ዝተፈላለዩ ብሄራትን ጸጋታትን ስለዘለዋ፡ ኣብ
https://www.youtube.com/watch?v=AWvgHuCPSVM&t=309s
https://www.youtube.com/watch?v=RFuaPEajGe0
https://www.youtube.com/watch?v=x3t88wd2OCs&t=177s
https://www.youtube.com/watch?v=HDHJqaN7Juo&fbclid=IwAR1v65H7KyKys56J-KEX-a4xqQmntwCfBsx_J4jXWNQv8Si06bNrwD0R4iI
https://www.youtube.com/watch?v=uQLydDGYtG8&feature=share&fbclid=IwAR3V1MDaGTZR0gbLyx9PEnmU8Ky3fkzpTZBTf8fhwUGieM4rxEtK8n1A0gA
ኣብ ልብና እዩ ሰፈረን መስዋእቲ ዋጋ ሓርነት እዩ (ኮፍ ዝበለት ኣበራሽ ምልኩ፡ ደው ዝበለት ደሃብ ተስፋጼን) እቲ 1961 ዝጀመረ ሰውራ ኤርትራ ኣብ እግሪ ተኽሉ እንከሎ ሰውራና ንኽዕወት ደቅንስትዮ ክሳተፍኦ ኣለወን ዝብል ናይ መጀመሪያ ሓሳብ ኣብ መፋርቅ 60ታት ዘቅረበ ተጋዳላይ ተኽለ ዓንዶም እዩ እንተ ኾነ ተተሪኹልና ኣይፈልጥን እዩ።
https://www.youtube.com/watch?v=d8_wm_tTyvE&feature=share&fbclid=IwAR3moXzfLM2qJgIGRtC1NI1mlo3jMHeP_grKJeTXzMU9u9hMP1D3P7mLivI
https://www.youtube.com/watch?v=Wd5YIZuUR50&t=838s
https://www.youtube.com/watch?v=0qBElW6ARcU
ስኒት ዘለዎም ኣናህብ መዓር ይጐርሱ፡ ፋሕ ዝበሉ ሃመማ ገምቢ ይልሕሱ! ኣብ ያታናን ባህልናን ንሓድነት ህዝብን ሃገርን ዝሕብሩን ዘተባብዑን ብዙሓት ምስላታት ኣለዉ። ገለ ካብኣቶም ንምጥቃስ፡ መኣዶ ምስ ዝሓብር ኣንበሳ ይኣስር ኣሕዋት ክፋቐሩ፡ ጸላእቲ ይባረሩ ላም ፍርቂ ጐድና ኣይትሰብሕን’ያ ኣፍንጫ እንተ ተሃርመት፡ ዓይኒ ትነብዕ፡ ወዘተ ዝብሉ ይርከብዎም። ኣነ ንሓድነትናን
WHY AND HOW WE AS A COLLECTIVE SHOULD NOW ASK PRESIDENT ISAIAS TO RESIGN! His presidency has clearly failed, and we need a new beginning! By The New Eritrea Movement (We think that this is an important document, and much work has gone into it.
https://www.youtube.com/watch?v=AXlZOOYtFpk&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?time_continue=1&v=tE6aW6eDO6c&feature=emb_title
Our father and brother Ato Tekle Giorgis passed away on April 28, 2020. ኣቦናን ሓውናን ኣቶ ተኽለ ጊዮርጊስ ብዕለት 28 ሚያዝያ 2020 ዓሪፉ ኣሎ፡፡ Due to COVID-19 restrictions, the family cannot host a gathering to mourn this loss. Thank you for your prayers and words of comfort