https://www.youtube.com/watch?v=8a0CmI2Dzxw&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=8a0CmI2Dzxw&feature=youtu.be
Last Sunday, the 3rd of April 2016, soldiers opened fired upon youth who were fleeing from them in a central area of Asmara. Bullets flew in a populated area and the youth were murdered, many were injured and some died from fatal wounds in the
Security forces in Eritrea's capital Asmara have killed several young conscripts who tried to escape the convoy they were travelling in, according to opposition media outlets. There were also civilian casualties after some of the recruits' friends and family used a bus to block the road
መረተይ! ተቐበሊ ምሕጽንታይ ምዓልታዊ ብጠላማት ይቕዘፉ ስለ ዘለዉ ደቀይ ስምዕዮ ኣውያተይ! ስለዚ እስከ ንገሪኒ መረተይ! ተሓተቲ ዶ ክብላ ንማሕጸነይ ንከብደይ’ዶ ከላግበላ ጭንቀይ! ‘ከብዲ ኣደ ጉራምራ’ ክደግም ምስላ ወለደይ ተሓትት ዶ ክብሎ ንብዓል ቤተይ ኣብ እርጋኑ ተዓጠቕ ዝተባህለ ከማይ ኣብ ትሕቲ ዓራት ዝቕመጥ ክሳብ ዝርከብ ከኣላይ ኣይትጋደፍኒ መረተይ! ከይጸንት ህዝበይ ብ ‘ንሕና ንሱ!’ ዝተጠመቑ ጸላእተይ ከይምሓው ሱረይ ኣጽኒዕኪ ሓዝለይ ኢዶምን
ስርዓት ህግደፍ፥ ሎሚ ረቡዕ 6 ሚያዝያ 2016 ሓሙሽተ ሽሕ ዝግመት ኣባይቲ ኣብከባቢ ኣስመራ ኣፍሪሱ። እቲ ዝፈረሰ ኣባይቲ ኣብ ከባቢ ጎዳይፍ፥ ሰምበልን ቀሓውታን ይርከብ። ካብዞም ኣባይቶም ዝፈረሶም ሰባት ዝበዝሑ ተጋደልትን ዋርሳይይከኣሎን ክኾኑ ከለዉ፥ ወርሓዊ ደሞዞም ትሑት ስለዝኾነ ገዛ ንኽካረዩ ዓቕሚ ኮነትሕዝቶ የብሎምን። ስለዝኾነ ድማ ስድራቤቶምን ደቆምን ናብ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/04/217፡-ኤርትራ፡-እዋናዊት-መኽዘን-ግዳያት.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/04/ስንኩላን-Last-one-pdf-.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/04/ኣብ-ኣስመራ-ዝተፈጸመ-ቅትለትን-ተወሳኽኢ-ዝርዝራቱን-2.pdf"]
ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን (ኤምዲሰመ) ኣብዚ ሰሙን ኣብ ልዕሊ ንጹሃት ኤርትራውያን መንእሰያት ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብ ኣስመራ ንዘጋጠመ ዘስካሕክሕ ኣረሜናዊ ቅትለት ብትሪ ይኹንን። እዚ ፍጻመ እዚ መቐጸልታ ተግባራት ናይቲ ንኤርትራ ኣብዚ ዝሓለፈ 25 ዓመታት መወዳድርቲ ብዘይርከቦ ግፍዕን ጭቆናንን ረሚስዋ ዘሎ ኣረሜናዊ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ኢሰያስ
https://www.youtube.com/watch?v=FGp9AzqXZaU
በቲ ፋሽሽታዊ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብ 3 ሚያዝያ ኣብ ኣስመራ ዘካየዶ ናይ ተመልከተለይ ግፍዓዊ ርሸና ሓንቲ ጋል ኣንስተይቲ እትርከቦም ብድምር 6 ንጹሃት ኤርትራውያን መንእሰያት ከምዝተተቐዝፉ ካብ ኣስመራ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣረጋጊጹ። እተን ኣብ ምዕራብ ኤርትራ ድሕሪ ዝተኻየደሎም ታዕሊም 4200 ተዓለምቲ ጽዒነን ብኣስመራ ናብ ዓሰብ ዝሓልፋ ዝነበራ 18
https://www.youtube.com/watch?v=dPWzbyJ7LRs&feature=youtu.be
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/04/ኣብ-ኣስመራ-ካብ-ማኪና-ዘሊሎም-ከምልጡ-ዝፈተኑ.pdf"]
ፋሽሽታዊ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ትማሊ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ማእከል ኣስመራ ኣብ ልዕሊ 'ቶም ናብ ዓሰብ ገጾም ዝጋዓዙ ዝነበሩ ተዓለምቲ መንእሰያት ቶኽሲ ከፊቱ ምዉታትን ቁሱላትን ምስገበሮም ህዝቢ ኣስመራ ተቖጢዑ ነቶም ግዳያት ብምድጋፍ ምስቶም ሰራዊትን ተዓለምትን ተሓዋዊሱ ተቓውሞኡ ክገለጽን ከዕገርግርን ስለዘምሰየ፡ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ሓይልታት ጸጥታን ሰራዊትን
ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ተገፊፎም ብወገን ምዕራብ ክዕለሙ ዝጸንሑ መንእሰያት ትማሊ 3 መጋቢት ብሓያለ መካይን ተጻዒኖም ብኣስመራ ናብ ዓሰብ ክሓልፉ ከለዉ መልእኽቲ ካብ ስድራና ክንቅበል ኢሎም ናብ ሓለውቶም ዘቕረቡዎ ሕቶ ስለዘይተመለሰሎም ካብ መካይን ክዘሉ ምስ ጀመሩ ብዝተኸፍተ ቶኽሲ ብውሑዱ 4 መንእሰያት ከምዝተቐዝፉ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ሓቢሮም። እተን
https://www.youtube.com/watch?v=H39ultEdLOk&feature=youtu.be
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/04/ዑደት-ላዕለዋይ-ልኡኽ-ስ.ደ.ግ.ኤ.-ናብ-ኢትዮጵያ.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/04/Godefa_Ger_3.pdf"]