ቅድሚ ናብ መዛረብየይ ኣርእስቲ ምእታወይ ነቶም ድምጽና ከነስምዕ ሓሳብና ከነካፍል ርኢቶና ናብ ኩሉ ከነሰጋግር ባይታ ዝከፈቱልና መርበባትን ማዕከናት ዜናን ከም ዘይሕለሉ በዓል ኣሰናን ቶጎርባ፤ ገረግር ፤ኣዝማሪኖ፤ ዓዋተ ወ. ዘ. ተ ብስም መላእ ዉጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ዕዙዝ ምስጋናይ የቅርብ ንመስተንክር ሞያኩም ድማ ቅልጡፍ ጻማ እምነ።
ቅድሚ ናብ መዛረብየይ ኣርእስቲ ምእታወይ ነቶም ድምጽና ከነስምዕ ሓሳብና ከነካፍል ርኢቶና ናብ ኩሉ ከነሰጋግር ባይታ ዝከፈቱልና መርበባትን ማዕከናት ዜናን ከም ዘይሕለሉ በዓል ኣሰናን ቶጎርባ፤ ገረግር ፤ኣዝማሪኖ፤ ዓዋተ ወ. ዘ. ተ ብስም መላእ ዉጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ዕዙዝ ምስጋናይ የቅርብ ንመስተንክር ሞያኩም ድማ ቅልጡፍ ጻማ እምነ።
ዝኾነ ይኹን ሃገሩ ዘናሹ ዜጋ የሎን።ምኽንያቱ ሃገሩ ትውልዱ፡ዓጸመ ስጋን፡ታሪኽን ዝሓዘት ስ ለዝኾነት።ኤርትራዊ ዜጋ ከኣ ካብዚ ሓቅዚ ተበጊስና፡ሃገሩ ይፈቱ እንተበልና፡ኡንኮ ተሓጉሹ ዝኸደላ፡ ብዘይስኽፍታ ዝነብረላ ንኹሉ ማዕረ ትብጸሖ ስለዝኾነት’ዩ።
እቲ ብምኽኒያት 50 ዓመት ወርቃዊ ኢዮቤልዩ ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ብጨናፍ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ዞባ ኤውሮጳ ዝተዳለወ ታሪኻዊ በዓል ብዓወት ተጸንቢሉ።
The drought and famine that is devastating the Horn of Africa is affecting more than 12 million people.Yet one country in the region, Eritrea, says it has escaped the crisis, reaping a bumper harvest earlier this year.
Part – I: Time – Introduction
Dear fellow citizens, wherever we are, it is impossible to live a life in isolation. I do not know whether the “I” can be lived without embracing the “we”, our collective sense of identity.
Young Eritreans, born and grown up in Germany demonstrate in front of the PFDJ embassy in Berlin, denouncing the oppressive, dictatorial regime which is terrorising the Eritrean people in the country.
United for Eritrea ፡ (ሕቡራት ምእንቲ ኤርትራ) ብዝብል ስም ዝፍለጥ ማሕበር መንእሰያት ኣብ ጀርመን ዝወደቦ ንዲክታተርያዊ ስርዓት ህግደፍ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ፡ ኣብ በርሊን ፊት ቤትጽሕፈት ኤምባሲ ስርዓት ህግደፍ ሎሚ ባሕቲ መስከረም ተኻይዱ።