Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሃገር መንግስቲ ፖለቲካዊ ውድብ ከመይ ንርእዮ ?

ዝኾነ ይኹን ሃገሩ ዘናሹ ዜጋ የሎን።ምኽንያቱ ሃገሩ ትውልዱ፡ዓጸመ ስጋን፡ታሪኽን ዝሓዘት ለዝኾነት።ኤርትራዊ ዜጋ ከኣ ካብዚ ሓቅዚ ተበጊስና፡ሃገሩ ይፈቱ እንተበልና፡ኡንኮ ተሓጉሹ ዝኸደላ፡ ብዘይስኽፍታ ዝነብረላ ንኹሉ ማዕረ ትብጸሖ ስለዝኾነትዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT