Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ተወሳኺ ሓበሬታ ብዛዕባ ሓርበኛ ቢትወደድ ኣብርሃ

ንቢትወደድ ኣብርሃ ኣብ መንደፈራ እናተመሃርኩ ከለኹ ብማዕዶ እርእዮ ነይረ። ከም ዕድመ ብዓመት ስለ ዝንእሰኒ ኣብ ክፍሊ’ውን ንራኸብ ስለ ዘይነበርና ብዘይካ ብማዕዶ ብውልቂ እፈልጦ ኣይነበርኩን።

ንቢትወደድ ኣብርሃ ኣብ መንደፈራ እናተመሃርኩ ከለኹ ብማዕዶ እርእዮ ነይረ። ከም ዕድመ ብዓመት ስለ ዝንእሰኒ ኣብ ክፍሊ’ውን ንራኸብ ስለ ዘይነበርና ብዘይካ ብማዕዶ ብውልቂ እፈልጦ ኣይነበርኩን።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • efrem October 23, 2015

    ይገርም እኮ እዩ ታሪኽ እቶም ቦጃቡጅ ብህይወት ዝውለዉን ዝሞቱን ሓለፍቲ ኮነ ተራታት ወግሐ ጸብሐ እዝንና ክሳብ ዝምነዎ ኣብ Eri-tv ክመጽእ ናይቶም ጀጋኑን ምእንቲ እታ ዝተጋደሉላን ሓንትን ዘይትቅየርን ዕላማ ክሳብ መስዋእትን ኣካሎምን ዝወፈዩ ካኣ ክቅበር ኣቱም ሰባት ትፈልጥዎ ዘበለ ካብ post ምግባር ኣይትሕመቁ እታ ሓንቲ ብውሕዱ ክትገብርዋ እትኽእሉ ቅያ ንሳ እያ ወላ እኳ ከም ናይ ቶም ሞሻሙሽ ኣብ eri tv እንተ ዘይመጸ ብ ኣኹም ግን ልሳን ክረኽቡ እቶም ጀጋኑ ሓደራኹም ሓደራኹም

Post a Reply to efrem Cancel Reply