ኤርትራዊት ስድራ ኣብ በልጅም ሓድሽ ህይወት ንምጅማር ካብ መዓስከር ስደተኛታት ቱኒዝያ ትጓዓዝ
ቱኒዝያ፡ ሓምለ 20 (UNHCR) – ፊልሞን ኣብ ኤርትራ እዩ ተወሊዱ። ካብ ሃገሩ ክርሕቕ ብሂጉዎን ሓሊሙዎን ከምዘይፈልጥ፡ ልቡ ኣብ ኤርትራ ከምዘላ ይዛረብ። እንተኾነ፡ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ንሱን ስድራቤቱን፡ ኣብ ነፋሪት ተሳፊሮም ሓድሽ ህይወት ንምጅማር፡ ካብ ኤርትራ ናብ በልጅም ብምምራሕ፡ መሊሶም 5 ሽሕ ኪሎሜትር ርሒቖም።