ተሓጋጋዚ ሰክረታሪ ጉዳያት ኣፍሪቃ ጆኒ ካርሰን ‘መንግስቲ ኤርትራ’ ንኩነታት መግቢ ብዝምልከት ንኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ሓበሬታ ክህብ ኣተሓሳሲቡ።
ኣብ ስቴት ዲፓርትመንት ኣመሪካ ተሓጋጋዚ ሰክረታሪ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ ሚስተር ጆኒ ካርሰን፡ ነቲ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተጋሂዱ ዘሎ ሕሱም ደርቂ ኣልዒሉ ናይ መንግስቲ ኣመሪካ ጻዕሪ ንምግላጽ ኣብ ዘካየዶ ጋዜጣዊ ዋዕላ፡ ‘መንግስቲኤርትራ’ ንኩነታት መግቢ ብዝምልከት ንኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ሓበሬታ ክህብ ኣጥቢቑ ኣተሓሳሲቡ።