ዕድመ ንኩለን ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ለንደን
ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ፡ ሰብኣውን ማሕበራውን መሰላተን ንምርግጋጽ ብሓባር ተወዲበን ክቃለሳ ንክበቕዓ፡ ነቲ ዝከየድ ዘሎ ጻዕርታት ብምቕጻል፡ ካልኣይ ኣገዳሲ ኣኼባ ተዳሊዩ ተዳሊዩ ከም ዘሎ ክንሕብር ንፈቱ።