ቅሉዕ ደብዳቤ ንስደተኛ ኤርትራ ኣብ ሱዳንን ኢትዮጵያን : መግለጺ ዐለምለኻዊ ኮሚሽን ንስደተኛታት ኤርትራ
ብዶር የዕብዮ ወልደማርያምጠንቂ ስደት ኣብ ኤርትራ ብዙሓት ኢዮም። ካብአቶም ብኽፋል ክንጠቅስ ምስ ዝድለ፡ እቲ ቐንዲ ዝኾነ ወሰን ዘይብሉ ዕስክርና እሞ ድማ ከምቲ ንቡር ብባልያ ይኹን ብተማልእተኛ ንቤተሰብካ መጠወሪ ገንዘብ ክትሰደሉ ዘየኽእል ኩነታት ብመንግስቲ ኤርትራ ብምድንጋጉ ኢዩ።