ኣመሪካ ሰብኣዊ ምስግጋር ኣብ ምቁጽጻር ፍሽለት ናይ ዘርኣያ ሃገራት ጸሊም መዝገብ ኣስፊሑ
መንግስቲ ኣመሪካ ሰብኣዊ ምስግጋር ( human trafficking ) ኣብ ምቁጽጻር ፍሽለት ኣርእየን ብምባል ናይ ዝፈጠሮ ጸሊም መዝገብ (ብላክ ሊስት) ዝርዝር ኣስማት ሃገራት ከምዘስፍሖ ተፈሊጡ።