ቅሉዕ ደብዳቤ ናብ ዝኸበርኩም ዶር በረኸት ሃብተስላሰ:
ብሓቂ ዕድለኛያ ኤርትራ ክበሃል ይከኣል፣ ሕፉራት ሰባት ንዕኦም ኮሪዕም ንዓዶም ዘኹርዑ ደቂ ከተፍሪ ብምኽኣላ። ሰብ ወዲ ሰብ ዘኹርዖ እንታይ እንተ ኢልና፣ ብዙሕ ክበሃል ይከኣል ኢዩ። ብዓቢኡ ግን ብወገን