እምቢ ንምልኪ!! – (ብ ወልደየሱስ ዓንደማርያም)
2011 ሕማቕ ወረ ሒዛ ኣይተበገሰትን። እሞ ኸኣ ኣብ መጀመርታ ወርሓ፡ ንምልካዊ ስርዓታት ኣብ ዝሃለዉ ይሃልዉ፡ ከተርዕዶም ክኢላ። ለንቅነ ኣብ ቱኒዝያ፡ ጽባሕ ድማ ኣብ ጎረባብታ።