Political Culture November 2, 2010 9:44 pmPoliticsassenna00 SHARE Democracy is the most challenging form of system of government. The other typical forms of government are dictatorship and monarchy. Continue reading POST TAGS: culturepolitical
ብፈጻሚት ሽማግለ ሰ.ደ.ህ.ኤ ዝተወስደ ናይ “ኤ.ህ.ም” ምስጓግ ስጉምቲ ዝምልከት ጋዜጣዊ መግለጺ – ብ ኣባላት ፈጻሚት ሽማግለ ሰ.ደ.ህ.ኤ November 2, 2010 4:42 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ብፈጻሚት ሽማግለ ሰ.ደ.ህ.ኤ ዝተወስደ ናይ “ኤ.ህ.ም” ምስጓግ ስጉምቲ ዝምልከት ጋዜጣዊ መግለጺ ኣብ መስከረምነት ኣብ ዓንሰባ ኮምን ኣብ ሓርነት ኦርግን ተዘርጊሑ ኣንቢብና።ትሕዝቶ ውሳኔን ባህሪ ናይቲ ዝወሰኖ ኣካልን ንግንዛበ ኣንባቢ ንገድፎ። Continue reading POST TAGS: “ኤህመግለጺም”ምስጓግሰስጉምቲሽማግለብፈጻሚትናይኤዝምልከትዝተወስደደጋዜጣዊ
Windfall From An Effective Sanction – By Amanuel Sahle November 2, 2010 4:24 pmPoliticsassenna00 SHARE In December 23 last year the UN Security Council passed a resolution for a sanction against the government (not the people) of Eritrea. Aybelnan’do! Continue reading POST TAGS: amanueleffectivesahlesanctionwindfall
‘ኣለና!’ ድሃይኩም ኣይትሓባእ! ኣበይ ድኣ ኔርኩም ኣታ! November 2, 2010 12:10 amፖለቲካassenna00 SHARE ‘ኣለና’ እንቋዕ’ኳ ድሃይኩም ረኸብና። ድሃይኩም ስለ ዝጠፍኣና፡ ስለ ዝረሓቐና ኢንዲና ንሻቐል ዘለና! ሕጂ ከኣ ነቶም ንህግደፍ ከቃልዑ፡ ንህዝቢ ክምህሩ፡ ከበራብሩ፡ ክመርሑን ዝቃለሱ ዘለዉ እንቋዕ ኣርከብኩሞም። ሳላኹምን ሳላቶም ሓሓሊፎም ንህግደፍ ከቃልዑ ዝደፍሩ ዘለዉ ተባዓት ደቂ ህዝብን፣ ጉድ ህግደፍ ብዙሕ ሰብ ክሰምዖን፡ ክንብቦን፡ ክፈልጦን ዕድል ይረክብ ኣሎ። Continue reading POST TAGS: ‘ኣለና’ኔርኩምኣበይኣታኣይትሓባእድሃይኩምድኣ
ኣብ መዓስከር ሳዋ ካብ ዝርከብ ቤትምህርቲ ንዘምለጡ መማህራን ንምትካእ ብዙሓት ተማሃሮ ከም መማህራን ከገልግሉ ተሓርዮም ተሪፎም ከምዘለዉ ምንጭታት ሓቢሮም። November 1, 2010 9:52 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ መዓስከር ወተሃደራዊት ታዕሊም ሳዋ ኣብ ዝርከብ፡ ንትሕቲ ዕድመ መንእሰያት ብዕስክርናዊ ኣተሓሳስባ ኣብ ምብካል ዝነጥፍ ቤትምህርቲ ከገልግሉ ዝጸንሑ መማህራን ብብዝሒ ናብ ስደት ስለዘምለጡ፡ ስርዓት ህግደፍ ነቲ ዘጋጥሞ ሕጽረት መማህራን ንምትካእ፡ ኣብቲ ቤትምህርቲ ክማሃሩ ካብ ዝጸንሑ ሓያለ ተማሃሮ መንእሰያት ብሕርያ ኣትሪፉ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ሓቢሮም።መማህራንመዓስከርምንጭታትሳዋቤትምህርቲብዙሓትተሓርዮምተማሃሮተሪፎምንምትካእንዘምለጡኣብከምከምዘለዉከገልግሉካብዝርከብ
ኣብቲ ረመጽ ተጠቢስካ ዝወጻእካ ኣይትመስልን ሓዉ ዳኒኤል ተስፋዮዉሃንስ። November 1, 2010 9:39 pmእንካን ሃባንassenna01 SHARE ንኣተሓሳስባኻ ዘንጸባርቕ ጽሑፍካ ብምንባበይ ‘’ መን መርዓት ኢሉክን ትኩሓላ’’ ኢለ ከህዳኣካን ንመንነትካ ከይተገደስኩ ኣደብካ ከትሕዘካን ስለዝደለኹ ንታሪኽን ወነንቲ ታሪኽን ትዳረግ ኢለ ስለዘይግምተካ ካብታ ወረ መስነቒትካ ፋርማሲኻ ክብገስ መሪጸ ። Continue reading POST TAGS: ሓዉረመጽተስፋዮዉሃንስ።ተጠቢስካኣብቲኣይትመስልንዝወጻእካዳኒኤል
ሓበሬታ ካብ ድምጺ ኣሰና ብዛዕባ ለውጢ መስመር ፈነወ ራድዮ ድምጺ ኣሰና November 1, 2010 2:37 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ ኣሰና፡ ብፍላይ ድማ ካብ ኤርትራ፡ ቀርኒ ኣፍሪቃን ማእከላይ ምብራቕን ብራድዮ እሰምዑዋ ተኸታተልቲ። Continue reading POST TAGS: ለውጢሓበሬታመስመርራድዮብዛዕባኣሰናካብድምጺፈነወ