ናብ ሓባራዊ ራኢን ሓባራዊ ናይ ስራሕን ፍጻሜን 2010 መእተዊ: ብዘይ ምጥርጣር ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ስርዓት ኢሳያስ ይሳቀ ከምዘሎ ኲሉ ዝፈልጦ ሓቂ እዩ። ስለዚ ህዝቢ ኤርትራን ተቓወምቲ ዉድባቱን ቃልሶም ጠጠዉ ኣየበሉን ይኩን፡ እምበር እቲ ቃልሲ ኣብ ገለ ምድረኽ ይደክም ኣብ ገለ መድረኽ ከኣ ይብርትዕ ምንባሩን ምህላዉን’ዉን ንኩልና ብሩህ እዩ። ብፍላይ ከኣ እተን ተቓወምቲ ዉድባት/ተስፍታት ኣብ ገለ መድረኻት ይሰማምዓ ኣብ ገለ መድረኻት ከኣ ሰለዝበኣሳ ኢቲ ቃልስቲ ከምቲ ዝድለ ኣይደንፈዐን ዘሎ። Continue reading January 17, 2010 12:42 pmassenna001750Views SHARE መእተዊ: ብዘይ ምጥርጣር ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ስርዓት ኢሳያስ ይሳቀ ከምዘሎ ኲሉ ዝፈልጦ ሓቂ እዩ። ስለዚ ህዝቢ ኤርትራን ተቓወምቲ ዉድባቱን ቃልሶም ጠጠዉ ኣየበሉን ይኩን፡ እምበር እቲ ቃልሲ ኣብ ገለ ምድረኽ ይደክም ኣብ ገለ መድረኽ ከኣ ይብርትዕ ምንባሩን ምህላዉን’ዉን ንኩልና ብሩህ እዩ። ብፍላይ ከኣ እተን ተቓወምቲ ዉድባት/ተስፍታት ኣብ ገለ መድረኻት ይሰማምዓ ኣብ ገለ መድረኻት ከኣ ሰለዝበኣሳ ኢቲ ቃልስቲ ከምቲ ዝድለ ኣይደንፈዐን ዘሎ። Continue reading POST TAGS: 2010ሓባራዊራኢንስራሕንናብናይፍጻሜን