ቅልዕቲ ደብዳቤ ናብ ሓው ወልደየሱስ ዓማር
ዝኸበርካ ሓው ወልደየሱስ፡
ውድብኩም፡ ብዘይቅቡል ምኽንያታትን ምስምስን ኣብ ሃገራዊ ዋዕላ ንምስታፍ ብዝምልከት ዝወሰዶ ነጻጊ መርገጽ ምስ ረኣኹ፡ እዛ ሎሚ ዝልእካ ዘለኹ ደብዳቤ ክጽሕፈልካ ዶ ኣይጽሕፈልካን ኣብ ዝብል ሓሳባት ኣቲየ።