ለካስ “ዘይተማህረ ነየድሕን ዘይተወቕረ ነየጥሕን” ዝበልዎስ ንዋዛ ኣይነበረን

ማሕበር ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ዝሓለፈ ቀዳም ነቲ ናይ ሙሁራት ሙሁር፡ ናይ ፈላጣት ፈላጥ፡ ናይ ሙኩራት ሙኩር ኤርትራዊ ሊቅ ዶ/ር በረኸት ሃብተስላሴ ብመልክዕ ሰሚናር ምስ ህዝቢ በይ ኤርያ ከምዝራኸብ ገበረ።