ሳዓረ (ወዲ ሸቃ) ንዓ ድኣ መልሰሉ
ኣብ ገጻት ሓርነት ዶት ኦርግ ኣብ ትሕቲ “አብ ትሕቲ መጋረጃ ተሐቢእካ’ስ ጉዳም’ባ …“አለና” ምባል !!!” ብ ሰዓረ (ወዲ ሸቃ) ብዝብል ናይ ብርዒ ስም፡ ናብ “ኣለና” ዘነጻጸረ ጽሑፍ ኣንቢበ። ሕጂ ክጽሕፍ ዘንቀለኒ ምኽንያት ግን ነቲ ዝወጸ ጽሑፍ ንምርጋም ኣይኮነን።