“ዓለምና ትጸብብ…….ኤርትራና ግን ኣይግድን!!”
እዛ ተባሃጊት ዓለምና ኣብዚ ዘለናዮ ዘመን ካብቲ ቀደም ዝነበረቶ ዝያዳ ዝጸበበትን ዝነኣሰትን ትመስል። እዚ ዝኾነሉ ግን ጂኦግራፍያዊ ኣቃውማኣ ፡ ስፍሓታ ወይ’ውን ዙርያኣ ስለ ዝነኣሰ ወይ ዝነከየ ኣይኮነን።