እቲ ብኣሸባብ ኣብ ኡጋንዳ ዝተፈጸመ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ፡ ንኤርትራ ገዲፍካ ንመላእ ኣፍሪቃ ከምዘሕበራ ተገሊጹ። እቲ ብ11 ሓመለ ኣብ ካምፓላ ኡጋንዳ፡ ብሶማላዊ ጉጅለ ኣሸባብ ኣብ ኡጋንዳ ዝተፈጸመ ኤርትራውያን ዝርከቡዎ 76 ሰላማውያን ሰባት ዝለከመ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ፡ ንኤርትራ ገዲፍካ ንመላእ ኣፍሪቃ ከምዘሕበራ ክርስትያን ሳይንስ ሞኒተር ኣብ ዘመሓላለፎ ዜናዊ ጸብጻብ ሓቢሩ። Continue reading July 30, 2010 11:11 pmassenna001645Views SHARE እቲ ብ11 ሓመለ ኣብ ካምፓላ ኡጋንዳ፡ ብሶማላዊ ጉጅለ ኣሸባብ ኣብ ኡጋንዳ ዝተፈጸመ ኤርትራውያን ዝርከቡዎ 76 ሰላማውያን ሰባት ዝለከመ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ፡ ንኤርትራ ገዲፍካ ንመላእ ኣፍሪቃ ከምዘሕበራ ክርስትያን ሳይንስ ሞኒተር ኣብ ዘመሓላለፎ ዜናዊ ጸብጻብ ሓቢሩ። Continue reading