ካብቲ ደቂቕ ናብቲ ፍሩይ – (መብርሂ ንኹለን ውድባትን ወብሳይታትን)
እዚ ጽሑፍ’ዚ ብዛዕባ ኣካለጽጉማን ኣብ ከተማ ሺካጎ ሰሜን ኣሜሪካ ዝተኻየደ ጉባኤ ኾይኑ፡ ተወሳኺ መብርሂ ንምሃብ’ዩ። እቲ ጉባኤ ዝሓገጎ ሕግታትን ዝሓንጸጾ መደብ ስርሓትን ንህዝቢ ኣቃሊሑ’ኳ እንተኾነ፡ ስርሑ ኣሳልጦ ንኽረክብ ብተደጋጋሚ መብርሂ ምሃብ ኣገዳስነት ኣለዎ እብል።