ህዝባዊ ጻዊዒት ንሰላማዊ ሰልፊ – ህይስተን ቴክሳስ
ኣብ ከተማ ህይስተን ቴክሳስ ብደገፍትን ሚሊሻታትን ስርዓት ፋሽስቲ ኢሳያስ ኣብ ልዕሊ መንእሰይ ጋዜጠኛ ቴድሮስ መንግስቱ ንዝተፈጸመ ገበንን ዓመጽን ንምቅላዕን ነቶም ገበነኛታት ኣብ ሕጊ ንምቅራብን ዝዓለመ ሰልፊ ምኻኑ ከነነጽር ንፈቱ።