ሓንሳብ ሓንሳብ ምኽሪ ‘ጸላኢኻ’ ምስማዕ ‘ውን ጽቡቕ ‘ዩ
ንህግደፍ ኩሉ ኣብ ልዕሊ ስርዓቱን ኣካይዳኡን ነቐፌታ ዘለዎ ወገን ጸላኢኡ እዩ። ካብ ብሕታዊ ዝናን ውልቃዊ ጠቕምን ሃገራዊ ዕላማታትን ህዝባዊ ረብሓን ዘብልጽ ልቦና ዘለዎ መንግስቲ እንተዝኸውን፡ ንነቐፍቱ ከም መቛርንቱ ‘ምበር ከም መቓርንቱ ክርእዮም ኣይምተገብአን።