ሐላፍነትን ክብርን ኩሉ ኤርትራዊ ተቓላሳይ፤
ፋሽሽቲ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. አንጻር ሕግን ፍትሕን አንጻር ደሞክራሲን ሰላምን፤ አሳሪ ህዝቢ ዓማጺ ህዝቢ፤ ኩሉ ተወላዲ ሃገር ተገዲዱ ዓዱ ገዲፉ ናብ ስደት ወጺኡ ክጠፍእ እከይተግበራቱ ከም ቀዳማይ ዕላማ ሒዙዎ ይርከብ፡፡