መትከላዊ ሓድነት ንጸጋታት ሕብረተሰብ ኤርትራ ዘማእኽልን ዘማዕብልን ፤ ድአ እምበር ጭርሖ አይኾነን!!
ክቡራን ዜጋታት ኤርትራ፤በዚ አርእስቲ’ዚ ክንጽሕፍ ምኽንያት ዝኾነ፤ነቲ ካብ 1974 አትሒዙ ሕዝብና ዝጠለቦ ሓድነት ሕዝብን ገድሉን በተን ሽዑ ዝነበራ ውድባት ንሓንቲ ሀገር ተፋላሊካ ሕድሕድ እናተጓነጽካ፤ ፍትሓዊ ነጻነት ከተዕቁብ ስለ ዘይክአል፤