መኸተ ውልቀምልኪ ብዘይ ተሳታፍነት ደቀንስትዮ ኣይዕወትን – ቃል ኣሰና
ሎሚ 8 መጋቢት መበል ሚእቲ ዓመት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ እዩ። ኤርትራውያን ደቅንስትዮ ኸኣ፡ ኣብዚ ኣገዳሲ ዕለት ‘ዚ፡ ኩነታተን ገምጊመን ተራአን ዘጕልሕ ዕማማት ከዋድዳ ይግባእ።