ወዮ ዘራይ ረኺቡ ህዝቢ ኤርትራ!!!
ቀንዲ ክጽሕፈሉ ዘንቀለኒ ጉዳይ ነዚ ኣብዚ ቀረባ ማዓልታት ክካየድ፡ ተኣንጎት ተሸብሸብ ዝባሃለሉ ዘሎ ጎዳይ ኣንጻር ባይቶ ጸጥታ ዝቀንዐ ሰላማዊ ሰልፊ ገለ መነቃቕሒ ወስ ከብል ስለዝደለኹ እዩ።