ከም ምምሕዳር ቀበሌ መሲልዎ: ንእገዳ ብጫውጫው ክምሕርዎ
ተባዕ ክትባሃል ብዙሕ ጨዲርካ ፈኪርካ
በታ ሓሳዊት ቲቪ.ኤረ ንህዝቢ ኣታሊለካ
ዝገብርኦ የብለንን እስከ ክንሪና እናበልካ
ብነብስና ብጽፍረና ብሕቖና ክትብልቀኒኻ
ዝኹሉ ጃህራኻስ እምባኣር ኣምበርኪኹካ