ማርያም ዛህራ መን ኢየን? – ብኪሮስ ዮውሃንስ
ንስርዓት ህ.ግ.ድ.ፍ ከም ወኪል ሓደ ዓሌት ወይ ኣውራጃ ወይ ሃይሞኖት ገይርካ ክትውስኖ ምፍታን፡ ንስርዓት ህ.ግ.ድ.ፍ በደሉ ምሕባእ፡ ንሕዝቢ ኤርትራ ድማ ሕሰሙ ምቕባር ኢዩ ዘስምዕ።