Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ወፍሪ ዋርሳይ ይካኣሎ ወፍሪ ጊላነት (ንእሱ ኣርእስቲ ስድራ-ቤትን ጾታዊ ሽሕጣንን) ሳልሳይ ክፋል።

ዝኸበርኩም ተኻታተልቲ መርበብ ሓበሬታ ናይ ሎሚ ኣርእስትና ነቲ እኩይ ኣወዳድባ ኢና ክንምልከት። ሰብ ኣብ ማሕበርዊ ህይወቱ ምስ ከምኡ ፍጡር ዝነብረሉ ናይ ሓባር ውዕል ክኽትም ባህሪ ትድርኾ። ኣብ ኣማዓባብላ መነባብሮ ሰባት ንኹሉ ጎድናውን በይናውን ወይ ውልቃዊ ውንትኦም ብተናጸል ከማልእዎ ክግንዘብዎ ዘኽእል ግዴታ ኢዩ ዝድርኾም። ካልእስ ይትረፍ ኣብ ምህላውን ዘይምህላውን ዝተኸፍለት ዓለምና ኩሉ ፍጡር ብሰሪ ድኻሙ ክወርዶ ዝኽእል ካብ ባህርያዊ ክሳብ ግዳማዊ ሓይሊ ንምክልኻል ክምክት ከም ዘለዎ ይርዳእ። ክምክት ድማ ሓይሊ ከድልዮ ናይ ግድን ይኸውን።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT