ዝኸበርካ ባውዛ! በርቂ2007’ዶ ክንብለካ!
ዚ ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ ዝመጽእ ብስራትካ፣ ኣብ ኣዚማሪኖ፣ ኣሰናይን ድምጺ መሰልና ደሊና ክቃላሕ ከሎ፣ በቲ ትብዓትካ እነሄለ ብዓል ዝናር፣ እናበለ ኣብ ውሽጡ መንፈሳዊ ቅንኢ ዘይስመዖ ኤርትራዊ ዘሎ ኣይመስለንን።