ኢትዮጵያ 200 ታንክታት ካብ ይኵረይን ክትገዝእ ትወዓዓል
መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ይኵረይን ልዕሊ 200 T-72 ዝዓይነተን ታንክታት ክትገዝእ ከምዝተወዓዓለት ሓደ ናይ ይኵረይን ብዓል ስልጣን ከምዝገለጸ ሮይተርስ ሓቢሩ።