ኣብ ሽወደን ዝርከቡ ኤርትራዉያን መበል 20 ዓመት ነጻነት ኣኽቢሮም።
እዚ ኣብ ኣዳራሽ ቤት መግቢ ኦሜጋ ስቶክሆልም ብጽላል ሲቪካዊ ማሕበራትን ፖለቲካዊ ሓይልታትን ዉልቀ ዜጋታትን ኣብ ሽወደን ተዳልዩ ዝተኻየደ ባዓል መዓልቲ ነጻነት፡ ንኽልተ ቀንዲ ህልዉ ኩነታት ኣተኩሩ እዩ ተባዒሉ፡-