ኤርትራ ንምቹእነት ቢዝነስ ብዝምልከት ኣብ መበል 180 ከምትስራዕ Doing Business ዝብሃል ፕሮጀክት ሓቢሩ።
ኣብ 183 ሃገራት ዓለም ንስሉጥነትን ምችኡነትን ቢዝነስን ዋኒናትን ተኸታቲሉ ርትዓዊ ግምጋም ዝህብ Doing Business ዝብሃል ፕሮጀክት፡ ኤርትራ ካብ 183 ሃገራት መበል 180 ከምእትስራዕ ሓቢሩ።