Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መበል 18 ዓመት ጽምብል ናጽነት ኤርትራ 24 ግንቦት ኣብ ከተማ ሎንዶን ብውዕውዕ ሃገራዊ መንፈስ ተኸቢሩ ኣምስዩ።

london

ኣብቲ ካብ ኣባላት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳንን ቤርገሳውያን ማሕበራትን ብዝተዋጽኡ ዜጋታት ዝቖመት ኣዋሃሃዲት ሽማግለ ተወዲቡ ትማሊ 24 ግንቦት ክሳብ ፍርቂ ለይቲ ዝተኻየደ ጽምብል፡ ብርክት ዝበሉ ኣባላት ተቓወምቲ ውድባትን በርጌሳውያን ማሕበራትን ከምኡውን ገዳይም ተጋደልቲ ዓበይቲ ዓድን ምሁራንን ተረኺቦም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT