“ካናዳ፡ ቪዛይ ናበይ ከይዳ !?” ጥቕሲ-መረረ ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ (ዋዛን ኣዋዘን)
መሃንዘል፡ ኣንታ ዓርከይ ሳህለ ‘ታይ ደኣ ‘የ ዝሰምዕ ዘለኹ፡ ነቲ ሚኒስተር ወጻኢናስ ምእታው ከሊኦሞ ‘ቶምካናዳ፡…. ርኤኻ ሓቁ እንድዩ እዚ ሰብኣይ ተጻቢኦምና ‘ናለ ክኸሶም…ብቐደሙስ ኣበይ ተዋሒጡሎም ኢልካዮ ሃገር
ምዃንና…