ፕረዚደንት ኣመሪካ ባራክ ኦባማ ብጥሕሰት ናጽነት ፕረስ ንኤርትራ ወቒሱዋ።
ፕረዚደንት ባራክ ኦባማ ብምኽንያት ‘ቲ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛታት ንዝወርድ ግፍዕታት፡ ማእሰርትን ቅትለትን ንምዝካር ወትሩ 3 ግንቦት ተዘኪሩ ዝውዕለ ‘ዓለማዊ መዓልቲ ናጽነት ፕረስ’ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ንኤርትራ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛታትን ናጽነት ፕረስን ብእትገብሮ ዘላ ዓመጽን ጭፍለቓን ወቒሱዋ።