ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ሻቕሎቱ እናዓረገ ብምምጽኡ፡ ስልጣን ብሰላም ክለቅቕ ይማታእ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም።
ሰራዊት ኣመሪካን ኔቶን ነቲ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዘሎ ኩነታት ንምቑጽጻር ኣብ ዝንቀሳቐሰሉ ዘሎ እዋን፡ ቀጻልነት ስልጣኑ ኣብ ኣስጋኢ ደረጃ ምብጽሑ ዝተራእዮ ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ሻቕሎቱ ካብ ማንም ግዜ ንላዕሊ ዓሪጉ፡ “ስልጣን ብሰላም ክለቅቕ” ይማታእ ከምዘሎ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም።
ሰራዊት ኣመሪካን ኔቶን ነቲ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዘሎ ኩነታት ንምቑጽጻር ኣብ ዝንቀሳቐሰሉ ዘሎ እዋን፡ ቀጻልነት ስልጣኑ ኣብ ኣስጋኢ ደረጃ ምብጽሑ ዝተራእዮ ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ሻቕሎቱ ካብ ማንም ግዜ ንላዕሊ ዓሪጉ፡ “ስልጣን ብሰላም ክለቅቕ” ይማታእ ከምዘሎ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም።
sembal February 12, 2013
good news assena we can’t wait wedi berad to go.
Michael Haile May 24, 2013
How good news is .But we need to under stand that. Eritrean people have write to led him free.Not in the hand off the ministers or cabinet or any other country.