Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ጽልኢ ኣይነጎሃህር (ቀዳማይ ክፋል) (ብደብረ)

ጽልኢ ኣይነጎሃህር   (ቀዳማይ ክፋል)   ብመጀመርታ  ንኹሎም ኣንበብቲ ሰላም ክብል ኣፍቅዱለይ። ሰላም ልባዊ ትምኒተይ እዩ። ድሕሪ ሰላም ኩሉ ይመጽእ። ሰላም ኣብዘለወሉ ቅሳነት ይነግስ፡ ጸጋ ይመጽእ። ንቡር ናብራ ይህሉ፡ ምትሕስሳብ ምትሕልላይ ይህሉ፡ ኮታስ እቲ ጽቡቕ ዝበሃል ኩሉ ተፈጻምነት ይህልዎ

ጽልኢ ኣይነጎሃህር

 

(ቀዳማይ ክፋል)

 

ብመጀመርታ  ንኹሎም ኣንበብቲ ሰላም ክብል ኣፍቅዱለይ። ሰላም ልባዊ ትምኒተይ እዩ። ድሕሪ ሰላም ኩሉ ይመጽእ። ሰላም ኣብዘለወሉ ቅሳነት ይነግስ፡ ጸጋ ይመጽእ። ንቡር ናብራ ይህሉ፡ ምትሕስሳብ ምትሕልላይ ይህሉ፡ ኮታስ እቲ ጽቡቕ ዝበሃል ኩሉ ተፈጻምነት ይህልዎ ብዓቢኡ ከኣ ፍቅርን ሕውነትን ግቡእ ቦትኦም ይሕዙ። ኩሉ ኣብ ፍቕሪ እዩ ዘሎ። ኣብ ጽልኢ እንታይ ይርከብ? ዋላ ሓንቲ። ኣብ ጽልኢ ምብኣስ፡ ምቅትታል፡ ምቁስሳል፡ ምጽራፍ፡ ምዝራግ እዩ ዘሎ። በዚ ሓሳብ ምሳይ ከምትሰማሙዑ ይኣምን። ናይ ሎሚ ጽሑፈይ ኣብ መንጎ ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ቅርሕንቲ ክፈጥር ዝኽእል ጽልኢ ከምዘየሎ ንምግላጽ ዝጸሓፍክዋ ስለዝኾነ ህድእ ኢልኩም ከተንብብዋ እምሕጸን። መሃዝቲ ጽልኢ ክንነቅሓሎምን ነቂሕና ክንገብሮ ዝግበኣና ክሕብር ፈቲነ ኣለኹ። እዞም ንህዝቢ ንቃለስ ኣለና ንብል ማእከል ቃልስና ዝኾነሉ ቦታ በዛ ንእሽቶይ ኣተሓሳስባይ ክሕብር ፈቲነ ኣለኹሞ ኣይተስተዋሕድዋ። ንዝተጋገየ ፈውሱ መአረምታ ስለዝኾነ ንዝጽሕፎም ጌጋታት መአረምታ እንተገርኩምለይ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን። ብጽቡቕ ክትንቀፍ ግቡእ እዩ። ደሓር ከኣ እንዳተመላላእና ኢና ክንጎዓዝ ዘሎና።

 

ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ሓደ ህዝቢ ‘ምበር ክልተ ህዝቢ ኣይኮኑን። ብዛዕባ እዋናዊ ኩነታት ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ክትሓስብ ኮለኻ ኣብ ርእሰኻ ቅጅል ዝብሉ ሕቶታት ብዙሓት እዮም። እቲ ናይ መጀመርታ ሕቶ፡ እዚኦም ህዝቢ እዚኦም መን ‘ዮም? ትብል ሕቶ ‘ያ። ሕቶ መንነት ምምላሽ ኣገዳሲ ‘ዩ። ድሕሪ እዚ ሕቶ፡ ሕቶ  ህላወ ናይዞም ክልተ ሃገራት ኣህዛብ፡ ዘለዎም ናይ ሓባር ረቋሒ፡ ናይ ሓባር ረብሓ፡ ምስቲ ክፈላልዮም ዝኽእል ረቋሕ ዝምልከት ‘ዩ። እንታይ እዩ ዝጠምሮም? እንታይ ‘ዩ ኸ እቲ ዝፈላልዮም? ናይ ሓባር ጸላኢኦም መን ‘ዩ? መን እዩ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራን ኢትዮጵያን? ህዝቢ ኢትዮጵያ ብፍላይ ከኣ ህዝቢ ትግራይ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ድዩ? ብኣንጻሩ ህዝቢ ኤርትራ ጸላኢ ህዝቢ ኢትዮጵያ ድዩ? እዞም ናይ ክልተ ሃገራት ኣሕዋት ኣህዛብ ናይ ሓባር ረቛሒ የብሎምን እንድዮ ‘ም? እዞም ክልተ ህዝብታት ነንሕድሕዶም ኣይተዋሰቡን ድ ‘ዮም? እዞም ክልተ ኣሕዋት ህዝብታት ኣብ ሓደ መኣዲ ናይ ሓባር ሕብስቲ ኣይተቋደሱን ‘ዮም? እዞም ክልተ ሓደ ዓይነት ህዝቢ ናይ ሓባር ባህሊ ናይ ሓባር ቋንቛ የብሎምን እንድ ‘ዮም? ጉዳይ ቋንቋ ካብ ተላዕለ ፊደላትን ቛንቋን ግእዝ ናይ ክሊቲአን ሃገራት ናይ ውልቆም ነንሕድሕዶም ዝረዳድእሉ ናይ ሓባር ሃብቲ ኣይኮነን ‘ድዩ? ፊደላትን ቋንቋን ግእዝ ናይ ክልቲኦም ህዝብታት ናይ ሓባር ናይ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስትያን ቛንቋ መረዳድእን መዕረጊ ጸሎትን ዶ ኣይኮነን? ኣብ ክሊቲአን ሃገራት ዘሎ ናይ ኣስላሙ ይኹን ክርስትያኑ ኣብያተ ጸሎትን ኣገባብ ጸሎትን ብሓባር ዝተጠረየ ናይ ሓባር ባህሊ ዶ ኣይኮነን? መን ‘ደኣ ይመልሶም ‘ምበር፡ እቶም ሕቶታት ማእለያ የብሎምን። ሊቃውንቲ ታሪኽ ቅኑዕ መልስ ክህቡሉን ህዝብታት ክሊቲኦም ሃገራት ከስተምህሩሉን ተስፋይ ሉዑል ‘ዩ።

 

ኣነ ነዘን ኣብ ላዕሊ ዘለዋ ሕቶቶታት እንተዝሕተት ንኹሉ ብኣወንታ ምመለሽኽዎ። እዞም ናይ ነዊሕ ጊዜ ናይ ሓባር ታሪኽ ዘለዎም ህዝብታት ኣብ ናይ ዝሓለፈ ሕሱም ጊዜውን ይኹን ሓቢሮም ዝተጎዓዙ ዘይተፈላላዩ ክነሶም ኣብዚ ሕጂ እዋን ደኣ እንታይ ረኸቦም? እዞም ናይ ሓባሪ ረቋሒ ዘለዎም ህዝብታት ደኣ ሕጂ ከብዲን ሕቆን (ሆድን ጀርባ) መን ገበሮም? እምበርከ ከምዚ ንብሎ ዘሎና ተፈላልዮም ድዮም ከ?  እንተ ኮይኖም ከ ንክልቲኡ ህዝብታት ዝዓርቁ መስተውዓልቲ ለባማት ዓበይቲ ኣብ መንጎኦም የብሎምን እንድ ‘ዮም? እቶም መራሕቲ ሃይማኖት እቲ ቀንዲ ስርሖም ንዝተባእሰ ምዕራቕ ንዝሓመመን ተስፋ ዝቆረጸን ምብጻሕን ተስፋ ምሃብን ከሎ ፡ ትም ኢሎም ህዝቦም ኣማዕድዮም ክርእዩ ሕጂ እንታይ ወረዶም?

 

እቲ ምኽንያት ካልእ እዩ። ፍሉይ ሰብ ረብሓ ፖለቲከኛታት ንህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ከናቁቱ ዝፈጠርዎ ሽርሒ ‘ዩ። ንሶም ከምዚ ይብሉና፡ ኢትዮጵያውያን ባሕሪ እዩ ሕልሞም፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣይንታዮምን ‘ዩ፣ ብኣንጻሩ ኤርትራውያን ንኢትዮጵያውያን ይንዕቅዎም ይብልዎም። ሃይለስላሴን ደርግን፡ ኤርትራ መሬታ ‘ምበር ህዝባ ኣየድልየናን ‘ዩ ንምባል “ኣብ ባሕሪ ዘሎ ዓሳ ንምጽናት ነቲ ባሕሪ ምድራቕ” ኢሎም ንህዝቢ ኤርትራ ኣለዓዒሎሞን ጽልኢ ኣንጻር ህዝቢ ኢትዮጵያ ከምዘሕድር ጌሮሞ። ብኣንጻሩ ንዕቀት ኤርትራዊያን ንምግላጽ ንኣብነት  ኣቶ ገብሩ ኣስራት ፕረሲደንት ክልል ትግራይ ከሎን ነቲ ውግእ ከጎሃህር ከሎ ዝተጠቀመለን ክልተ ሓረጋት፡ “ኤርትራዊያን ሓንቲ ድሙ ንሓምሳ ኣናጹ፡ ሓንቲ ፊሊት ንሚእቲ ሃመማ ኢዮም ዝብሉና”  ዝበሎ ዓይነት፡ ከምኡ ኢሎም ህዝቢ ኢትዮጵያ ንኤርትራዊያን ከምዝቅየሙዎም ጌሮም። እቲ ሓቂ ግን ከምቲ ዝብልዎ ኣይኮነን። ህዝቢ ኤርትራ ንህዝቢ ኢትዮጵያ ኒዒቁ ኣይፈልጥን ‘ዩ። ንህዝቢ ኢትዮጵያ ከኣ ባሕሪ ንኸይጥቀም ህዝቢ ኤርትራ ኣይከልከሎን። እቲ ዘሕዝን ክሊቲኡ ህዝቢ መጋበርያ ፍሉይ ሰብ ረብሓ ፖለቲከኛታት ክሊቴን ሃገራት ምዃኑ እዩ። እቲ ጭቡጥ መርትዖ፡ ድሕሪ እቲ ግናይ መጋበሪ ውግእ፡ እቶም ህዝቢ ኣብ ዝተራኸብሉ ኣጋጣሚታት ጽልኦምን ቅየመይቶኦምን ገዲፎም ከም ቀደሞም ሕውንውቶም ንኽቕጽሉ ኣይኣገሞምን። ኣብዚ ጽሑፍ እዚ ኣብ ርዋንዳ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ኤርትራዊያንን ኣብነት ሂበ ኣለኹ።

 

ትዕዝብተይ ኣብ ርዋንዳ ኣብ ዝተንቀሳቀስኩሉ ዝተዓዘብክዎ ‘ዩ። እዞም ህዝቢ ነንሕድሕዶም ዝተሓላለዩ ዝተሓሳሰቡ ኣሕዋት ህዝቢ’ዮም። ኣብ መንጎኦም ዘሎ ምትሕስሳብን ምትእልላይን ምትሕልላይን መግለጺ ትስእነሉ። ኣብ ውሽጢ ኪጋሊ ናይ ገብርኤል ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ብሓባር ሃኒጾም ሓቢሮም ንእግዚሂሮም የምልኹ። ክልተ ካሕናት ማለት ሓደ ካህን ካብ ኤርትራ ሓደ መነኩሴ ከኣ ካብ ኢትዮጵያ ኣምጺኦም ምስቲ ሓደ ካህን ብኣጋጣሚ ብስደት ካሕን ብሓባር ከምልኹ ምራኣይ ንላዕሊ ዘሐጉስ ነገር እንታይ ኣሎ? መርዓን ጥምቀትን ጸብልን ሓቢሮም ይጽንብሉ። ንናይ ክሊቲኡ ህዝብታት ኣጋይሽ ክሊቲኦም ወገናት ብመዓረ ይቅበሉ። እሞ ነዚኦም ወከልቲ ናይ ክልተ ጸላእቲ ሃገራት ህዝቢ ክንብሎም ንኽእል ዶ? በየናይ መዐቀኒ! እንድዒ። ትማሊ ትማሊ ንኣቦይ ወይ ሓወይ ወይ ሓፍተይ፡ ሓውኻ ወይ ሓፍትኻ ወይ ኣቦኻ ቀቲሊለይ ነይሩሞ ንሕና ‘ውን ተባኢስና ንንበር ኣይበሉን። እቲ ሓቂ ኣብኦም ‘ዩ ተገሊጹ። ህዝቢ ኤርትራ ኣንጻር ህዝቢ ኢትዮጵያ ውግእ ኣየልዓለን። ህዝቢ ኢትዮጵያም ከምኡ። እዚ ዓቢ ጭብጢ ‘ዩ። እቲ ውግእ ዝተወለዐ መንግስቲ ምስ መንግስቲ ዝተገብረ ምትፍናን ‘ምበር። በዚ ኣጋጣሚ ንልቦናን ውሕልነትን ወደብቲ ናይዞም ክልተ ህዝብታት ልባዊ ኣድናቆተይ ክገልጸሎም እፈቱ። ናይ ክሊቲኦም ህዝብታት ለባማትን ዓበይቲን ወከልቲ ኣብዛ ኪጋሊ ተራኺቦም። ከምኦም ይብዙሑልና።

 

ኣብዛ ቀረባ መዓልቲ ብዛዕባ ፍረሰላም ሙሴ እዩ ዘሎ እቲ ዘረባታት። ምስ ራድዮ ወጋሕታ ኣብ ገበሮ ቃለ ምሕትት ካብ ዝተዛረቦ  “ካብ ‘ቲ ሓደ ቤተይ ናብ ‘ቲ ካልእ ቤተይ እየ መጺአ” ትብል ሓረግ ቆንጺልካ ብምውሳድ፡ ንብዙሓት ዓያሹ ወይ ዑሱባት መንግስቲ ኢሳይያስ ከምዘቆጠዓቶም ካብቲ ዝሃብዎ ርእይቶታት ተዓዚበ። ንሱ ብናይ ንእስነት ኣተሓሳስብኡን ብገርሂ ልቡን ነቲ ቅኑዕ ሰብ ዝሓስቦ ሓቂ እዩ ተዛሪቡ። ንሱ ከም ህዝቢ ኮይኑ ‘ዩ ሓሲቡ ‘ምበር ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ኣየከሻከሸን። ደሓር ከኣ እዚ ፉሕ ፉሕ ዝብል መንእሰይ ናይ ንእስነት መንፈሱ ዝተጎድአ መንእሰይ ናበይ ይኺድ? ናብ ሱዳን እንተልኩም፡ ተጋጊኹም። ሓቂ ‘ዩ ህዝቢ ሱዳን ሓው ህዝቢ ኤርትራ ‘ዩ። እቲ ካልእ ሓቂ ከኣ መንግስቲ ኣልበሽር ሽርካ መንግስቲ ኢሳይያስ ‘ዩ። እቲ ዝግበር ንርእዮን ንሰምዖን ከምዘሎና መንግስቲ ኣልበሽር ነዚ ዕምባባ መንእሰይ ቀንጢሱ የሕሊፉ ንመንግስቲ ኢሳይያስ እንተሃቦ ኸ? ኣይግበርን ኣይበሃልን፡ ይግበር ‘ዩ። እንተወሓደ መንግስቲ ኢትዮጵያ ከምዚ ኣይገብርን።

 

እዚ ብሰበብ ኣስባብ ዝተወለዐ ናይ ዶብ ውግእ፡ ዘበገሶ ብህዝቢ ናይ ምቁማር ጠላዕን ህልኽን ንኽሊቲኦም ህዝብታት ግዳይ ክገብር ከሎ እዞም ክልተ የሕዋት ህዝብታት ነንሕድሕዶም ተደናጊጾም እዮም። ደም ዝንዛዕ ነቢዖም እዮም። ህዝቢ ኤርትራ ብኣልማማ ካብ ኢትዮጵያ ክስጎግ ከሎ ዝተደናገጹ ኢትዮጵያውያን ኣይነበሩን ‘ድዮም? ከምኡ’ውን ህዝቢ ኢትዮጵያ ካብ ኤርትራ ክስጎጉ ከለዉ ዝተደናገጽና ኤርትራዊያን የለናን ‘ዲና? ኣነስ ከምዘሎና እየ ዝኣምን። ኣነ ንባዕለይ ጭብጢ ‘ዩ። ካብ ወረደና ኢልና ዝተቀበልናዮ ምፍልላይ ‘ምበር ብልብና ዝተቀበልናዮ ኣይነበረን። ኣነ ዝኣምን እዞም ህዝቢ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብዘይ ናይ መንግስታት ምትእትታው፡ ንግሆ ነጻ እንተዝግደፉ፡ ድሕሪ ፋዱስ ኹሎም ኣብ ሓደ መኣዲ ከምዝርከቡ ብዘይ ጥርጥር ምተዛረብኩ። እስኪ የሓዋት ከምቲ ንዓይ ዝስመዓኒ ንዓኹም ይስመዓኩም ‘ዶ ይኸውን? እስኪ ክሓተኩም፡ ምስ አሕዋት ሶማላውያን ወይ ምስ ኣሕዋት ኢትዮጵያውያን ንሓደ ለይቲ ደቅሱ እንተትበሃሉ ምስ መኖም ቀሲንኩም ምደቀስኩም? እንተ ኣነ፡ ሶማላውያን ዘይጓድኡ ጥዑማት ሕያዋት አሕዋት ‘ዮም። እንተኾነ ካብ እመትም ስድሪ ኣላታ እዩ ዝበሃል እሞ ኣነ ምስ ኢትዮጵያውያን ኣሕዋተይ በጥ ኢለ ከሓድር ቅሳነት ይህበኒ። ህዝቢ ሶማል ሰላማዊ እዩ እንተኾነ ‘ውን ምስ ኢትዮጵያውያን እንተሓዲረ እየ  ልበይ ዝወድቀለይ ምበልኩ። ምኽንያት ናይ ሓባር ባህልን እምነትን ቋንቋን ስለዘለና።

 

ኣነ ዝኣምን፡ ውግእ ኣብ መንጎ እዞም ክልተ ህዝብታት ዝተከሰተ ሰኣን ድኹም ምሕደራ እዞም መራሕቲ ተብየው ክልተ መንግስታት እዩ ነይሩ። ኣብ ክቢ ጠረጰዛ እሂም ሚሂን ተባሂሉ ዝውዳእ ነገር፡ ውግእ ንከይልዓል ትብዓት ዝሰኣኑ ክልተ ደለይቲ ሰብ ዝና  እዞም መራሕቲ እዞም ክልተ ህዝብታት ዝተወለዐ ‘ዩ ዝብል ጽኑዕ እምነት ኣሎኒ። ብመትከል ኣመኽንዮም ዝነገሩና ፕሮፖጋንዳ እንተ ተታሊልና እንተ ተገዲድና ተቀቢልና ዶ ኣይኮነን ስዒብናዮም? ብሰንኪ ድፉን ኣተሓሳስባ እዞም መራሕቲ ዘንቀሎ ሕሰምን መከራን እዞም ኣሕዋት ኣህዛብ ይሳቀዩ ‘ለዉ።

 

ህዝብታት ምኽንያት ውግእን ጽልእን ከምዘይኮነ ኣብ መንጎኦም ዘሎ ርክብ ዓቢ ጭብጢ እዩ። ንዓይ እዚ ሓቂ እዚ ተደጋጊሙ ክቃላሕ ኣለዎ ዝብል እምነት ኣሎኒ። ናይ ዜና ኣውታርና ግን ኣይግድን። ብፍላይ ንህዝቢ ቆይምና ኣለና ዝብላ ተቃወምቲ ሜድያታት። ኣብ ዝተፈላለየ ሜድያታት ብዛዕባ ህልው ኩነታት እዞም ህዝብታት ዝዝርግሑ ዜናታት ወይ ዝንበቡ ጽሑፋት ዕግበት ኣይህቡንን እዮም። ብቀንዱ ነተን ቀንዲ ሕቶታት ኣብክንዲ ዝምሉሱን መፍትሔ ዘናድዩሉን ዝተዘበራረቀ ውዥንብር ዝነዝሕ ዝፈላልን ዜናታትን ጽሑፋትን ክፍንዋ ከለዋ ትግረም። ዕላማ እቲ ጸሓፋይ ዘይኮነስ ዕላማ እተን ናይ ዜና ኣውታራት ኣብ ምጥርጣር ትኣቱ።  እቶም ጸሓፍቲ ዝበሃሉ ምናልባሽ ካብቶም ሰብ ፍሉይ ረብሓ ክኾኑ ይኽእሉ እዮም። እተን ንህዝቢ ኢና ንውክል ዝብላ ሜድያታት ግን ክወቅሰን ይደሊ። ክሳብ መዓስ ኢና መጋበርያ ንኸውን? መዓስ ኢና ነቲ ህርመት ልቢ ህዝቢ ኣድምጺና ነቃልሖ? ሕቶይ ክሳብ መዓስ ኢና ንዕረ ብማዓር ሸፊንና ክንከይድ?  ንኽፋእ መሸፈኒ ምኽንያት መሃብ መዓስ ኢዩ ደው ዝብል? ክሳብ መዓስ ኢና ነቲ ሓቂ ክንዓብጦ ክንፍትን? መዓስ ኢና መቀነት ኣደይ ዓንቂፊኒ ገዲፍና ኣብ ነኣሽቱ ነገራት ኣድህቦ ምሃብ ገዲፍና ኣብቲ መሰረታዊ ነገር ነተኩር?

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
46 COMMENTS
  • Tes February 25, 2015

    Debre,

    It is very good article. But in Eritrea we have very dip rooted problem of mistrust to anyone who comes slightly different from the common norms. There are areas which are taboo, no go zone. If you say the Sudan people were/are nice people and we should create close bond with them then a good portion of our people won’t accept it at all. The same go if you see south and say Ethiopians are our closest brothers as a nation. Very few are capable of looking matter in to perspective and seek friendship based in mutual benefit and respect. Interest of the people and nation should come first. But not in Eritrea. Until we gain our self confidence, we will fail to build any relationship with any of our neighbors. Any relation based in mutual interest and equality should be welcome. We have to start to look in to ourselves discover our weakness and get rid off the backwardness. We are sliding to the bottom of nations. Any thing push up forward should be encouraged. Do we need peace? The answer I assume would be yes. So with who with all our neighbors. Period. If you look around you see our neighbors they are slowly integrating both economically and politically. Standing alone is not an option but to join them soon or later. The goal should be to work together, not only with one but with all of our neighbors. We are fighting with each other here but our neighbors laying foundation for integration Ethiopia and Sudan south and north, Kenya,Somalia, Uganda …and so on. So guys don’t twist to unnecessary argument and suspicion. We have more important thing to handle first. Our liberty and freedom. We are not there yet to choose who our friend is. It is just wishful thinking. To choose you have to be in a good position. You have to show something which attract the others. Eritrea has nothing to show. Until confident Eritrea or Eritrea not shy in any stage emerges it is better not to wast time in relationship issues. lets leave it for tomorrow.

  • AHMED SALEH !!! February 25, 2015

    Tamrat
    Why do you say I am bragging about Eritreans refugee status
    exploitation by Tigreans ?
    We heard stories from many sides from inside and outside to
    make you wonder on how they took advantage at the expense of
    those who deserve . And I believe so , once I met new
    arrival refugee who made me suspicious in our conversation .
    When we spoke about Asmera I felt strange and uncomfortable
    because it seems fraudulent . No need to cover up the other
    side’s sins for political purpose .
    “TRUTH NEVER DAMAGE A CAUSE THAT IS JUST “;(Mahtema Gandhi).

  • 24 ጉንበት February 25, 2015

    ANTA HAWNA AYTHAFRN KEMAN NMEKABR SWATNA ZFAHARU KEDAT YEHWATNA KTBL HAFIRELKA

    • brhane February 26, 2015

      Gunbet vs hidat always changing mirror.but we can see who is who. Why? we have not cofidence in our comments. If we afraid in commenting we can’t changing anything.

  • WediHagher February 25, 2015

    “The KEY question is in the first six words:”ክሳብ መዓስ ኢና ነቲ ሓቂ ክንዓብጦ” In my honest opinion — and no malice to anyone, nor any group, nor to any entity — if that question is ever answered truthfully, then we will not be talking about “ERITREA” Adio!”

    Rezen

    Many of those who speak about “fraternity” with Ethiopians do not recognize that Eritrea is a sovereign nation with similar legal and historical existence as Ethiopia or any African country for that matter.
    Ethiopia is the only neighbor that has denied Eritrea its God given right to exist independently. So where is the “fraternity” and love you are talking about ?
    We want good relations with all our neighbors, in particular with those who respect our sovereignty and territorial integrity. If Ethiopia respects us and abides by international law we will reciprocate.
    Any other sort of “love” similar to the kind expressed by a rapist to a potential victim, we have already gone through that.

  • Truly Truly i say to you February 25, 2015

    ኣንቱም ሰባት!ሓደ የህዋት ሕዝቢ ኢና፣ ምሳኻ ኣለኹ እናበለ ዝቐትለኒ ሰብ ጸላእኩ። ኣንታ ሓውና፡ ሕውነት ሰላምን ፍቕርን´ኮ ናይ በለጽ ዘረባ ጉዳይ ደይኮነ፣ ግብራዊ መግለጺታት ሰናይ ሰጉምትታት ዝሓትት እዩ። ብዛእባ ንኣምነሉ ሕውነት ክንገልጽ ኣይደለናን እንበር፣ ካብዘምጻእካዮ ቁሩብ ናይውልቀይ ተመክሮ ክገልጽ ተፍቂድካለይ፣ ከምቲ ዝበልካዩ ምስቲ ደቡብ ሕዝቢ ምሥዝዋሰቡ ኣዝማደይ ኣብዝተራኸብኩሉ ዕዋን፣ ንሳቶም ናይ ፍቕርን ህውነትን መግለጺ ክንደይ ኣዲ ተጓኢዞም ካብታ ዘላቶም ሃብቲ ጠስምን ከመይ ዝመሰለ መኣርን ተሰኪሞ ብምምጻእ እኳእዮም ተቀቢሎምኒ፣ ኣነውንር ብወገነይ ዝኽእሎ ብምግባር ኣክብሮትን ብምሃብ ብእጽፊ ክክሕሶም ፈቲነን፣ ብሕጂ ተዝኽእልውን ብእጽፊ ንምክሃስ ድለየት ኣለኒ እዃ እዩ። እዚድኣ ናይ ሰብ ተግባር ክኸውን ኣልዎ እንበር፡ እንታይ ፍለጡለይ ዘብል ማስታውቅያ ኣድሊውዎ ኢልካዮ። ብዝኾነ ይትረፍ ብስጋ ንዝቐርቡኻ ኣዝማድካ ምስ ዝኾነ ኢትዮጵያዊ ፍቅሪ፣ ሕውነትን ምሕዝነትን ንምፍጣር´ኮ ናይ ኢሳያስ ወይ ካብ ወያኔ መራህቲ ሊቸንሳ ምውሃብ ዘድልዮ ጉዳይ ዘይኮነ ውልቃዊ ህሊናን ልቦናን ዝሓትት ጉዳይ እዩ።
    ንሕና ዘዘርበና ዘሎ የህዋት ኢና ትብሉና ካብኮምኩም፣ ስለምንታይ ነዚ ዝፈላለኹሞ ሕዝቢ ምእንቲ ክቀራረብን ክርሕዎን ብሰላም ክነብርን ነቲ በቲ ዘለና ሃብቲ ወደብ ይኹን ካልእ ነገር ንከይንረብሕ ኢልኩም ብጅቡቲ ሚኢቲ እጽፊ እናከፍልኩም ክትግልገሉ ክሳብመረጽኹም፣ እንትዋሃደ ሕዝብና ብሰላም ቀሲኑ ክነብር፣ ነቲ ብዓለም ዝትበየነ ናይ ዶብ ፍርዲ ተቀቢልኩም፣ነቲ ዝትበታተነ ሕዝቢ ከተቀራርብዎ ዘይትፍትኑ። እንተ ብዛእባ ኢሳያስ ተኾነ ግን፣ ንሕና ኣጸቢቕና እንፈልጦ ንኣኻትኩም ዝያዳ ከምዝቐርብን፣ ነቲ ዘለኩም ትምኒት ከማልዕ ለይትን መዓልትን ዝግእር ምዃኑ እንበር፣ ናይ ሕዝቢ ኤር ትራ ሰናይ ትምኒትን ሕልምን ከተግብር ኢሉ ከምዘይሰርሕ ዘሎ ኣዳእዲና ንፈልጥ ኢና። ስለዝኾነ ሰላምን ምትእምማንን ኣብዘየሉ ሕሞት ፣ ሰላም´ዩ ሰላም´ዩ እንተበልኩምና ብጀካ ሽፈጥ ዘረባ ካልዕ ትርጎም ክንህቦ ኣይንክዕልን ኢና።

  • hara February 25, 2015

    ane wn aziye zfetwa mahaza etiopiawit alatni
    sgab lielawnet eritra tiAmno fkri ina (tiAmnon tikbelon iya )
    A N D NEN (HADE ina)entejemira gn ezi TSILIe mijimar ybabal
    mircha nmahazay ygedfela

  • Jura February 25, 2015

    It is hard to believe the current situation in Eritrea now: we have ended up as slaves or Abeed as they call us now, after all the years of telling lies by the Arab world, “we are Arabs”. The worst is that the elites who were lying were the first ones to run away from the Arab world to California, Australia, Sweden, Norway, canada …
    We did everything to be somebody else s by burning our own languages and borrowing an identity. At the end we were sold and lost our dignity like any slave sold to an Arab slave market. This, the elite mentally enslaved was called Huriya – Liberation.

    Are we better of now ? Only worthless people create worthless nations.

    • WediHagher February 26, 2015

      “We did everything to be somebody else s by burning our own languages and borrowing an identity. At the end we were sold and lost our dignity like any slave sold to an Arab slave market. This, the elite mentally enslaved was called Huriya – Liberation.”

      Jura aka Teclay, Kombishtato, Suralbo

      Are you saying it’s better to be a slave of Ethiopia ?

    • WediHagher February 26, 2015

      “Are we better of now ? Only worthless people create worthless nations.”

      Jura aka Teclay, Kombishtato

      Only a worthless person insults an entire people and hates a country he claims he belongs to.
      Hade dirbay ikha …

      • rezen February 26, 2015

        demo.archive.assenna.com Guide lines, 6 Nov 2014

        “Article 1. demo.archive.assenna.com welcomes debate; but attacking authors, other users or any individual, insistent trolling and abuse of any kind will not be tolerated.”

        • rezen February 26, 2015

          CORRECTION WITH APOLOGY:
          Please correct the last three words above to read: “will NOT be tolerated”

          I am really sorry for my carelessness

  • Truly Truly i say to you February 26, 2015

    ክቡር ጸሓፋይ ደብረ፥ “እስኪ የሓዋት ከምቲ ንዓይ ዝስመዓኒ ንዓኹም ይስመዓኩም ‘ዶ ይኸውን፧ እስኪ ክሓተኩም፡ ምስ አሕዋት ሶማላውያን ወይ ምስ ኣሕዋት ኢትዮጵያውያን ንሓደ ለይቲ ደቅሱ እንተትበሃሉ ምስ መኖም ቀሲንኩም ምደቀስኩም? እንተ ኣነ፡ ሶማላውያን ዘይጓድኡ ጥዑማት ሕያዋት አሕዋት ‘ዮም። እንተኾነ ካብ እመትም ስድሪ ኣላታ እዩ ዝበሃል እሞ ኣነ ምስ ኢትዮጵያውያን ኣሕዋተይ በጥ ኢለ ከሓድር ቅሳነት ይህበኒ”ኢልካ ። ወይ ጉድ ኣብ ምድቃስ ክኸውን ከሎ ምስ ኢትዮጵያውያን ኣሕዋትካ በጥ ኢልካ ክትሓድር ቅሳነት ከምዝሕበካ ገሊጽካ። እንተ ካብ ወደብ ብዝርከብ ጠቕሚ ግን ኤርትራውያን ካብዝበልእዎ ጅቡቲያውያን ሶማልያውያን ይብልዕዎ ዝብል ኣካይዳ ኣብ ባይታ እናተኣዘብና እንኮለና ብዛእባ ኣበይ ዘሎ ሕውነትን ሓልዮትን ከምትዛረብ ዘለኻ ቁንቁኛኡ ክርድኣኒ ስለዘይከኣለ ከተብረሃለይ ምከኣልካ´ዶ ክቡር ሓው?
    ኣነስ ከምዚ ኣይነት ኣስደማሚ ሓሳድነትን ክፋእን ዝፈልጥ ኣብ ቅዱስ መጽሓፍ ኣብ ቀዳማይ ነግሥት መበል ምዕራፍ 3 ኣብቲ ተጻሒፉ ዘሎ ታሪኽ ምናልባሽ ኩሉኹም ከምትፈልጥዎ፣ ክልተ ኣመናዝር ኣንስቲ ወሊደን ኣብቲ ዝደቀሳሉ ዕዋን፣ እታ ሃደ ክትገላበጥ ክትብል ኣብቲ ሕጻን ስለዝደቀስቶ ይመውት፣ ግናስ ነቲ ናይ መሓዝኣ ቆልኣ ሠሪቃ ብምውሳድ ነቲ ዝሞተ ቀይራ ትሕባ፣ ኣንስቲ በዚ ምኽንያት ባእሲ ፈጢረን ናብ ንጉስ ሰለሞን ንፍርዲ ይቀርባ። ዳሕራይ ኽልቲኤን እቲ ብሕይወት ዘሎ ናተይ እዩ ስልዝበላ፣ ኣብ መወዳእታ ጥበበኛ ንጉስ ሰለሞን በሉ እንበኣር ሴፍ ኣምጹእለይ ነቲ ብሕይወት ዘሎ ቆልኣ ኣብክልተ ቦታ ቆሪጽኩም ፍርቂ ፍርቆም ሃብዎም በለ። እታ ብሃቂ ዝወለደት ማሕጽን ኣደ ነፍሳ ስልዘይገበረላ፣ በጃኻ ንጉስ እቲ ቆልኣ ኣይቆረጽ ንዓዓ ሓብዋ በለት። እታ ዝሰረቀት ግን ተቆሪጹ ይዋሃበና ኢላ ድርቕ በለት። ብካልእ ኣዘራርባ ወደይ ጥርይ ሞይቱ በይነይ ዘኽታም ካብዝኸውን፣ ናታም ወዲ ጠፊኡ ክልቴና ዘኽታም ንኹን እዩ እቲ ነገሩ።ዳሕራይ እቲ ንጉስ በዚ ከምትሕስው ዘላ ስለዝገጠማ በሉ ነቲ ሕያዋይ ነታ ኣይቆረጽ ዝበለት ሓብዋ ኢሉ ፈረደ። ብተመሳሳሊ እቲ ንሃደ ኣሜሪካዊ ንሃደ ጃፓናዊ ንሃደ ኢትዮጵያዊ ኣምላኽ ድላይኩም ሕተቱኒሞ፣ ግንስ ነቲ ዝሕበኩም ብእጽፊ ንጎረቤትኩም ክሕቦ እዬ ምስበለ፣ እቲ ጃፓናዊ ሃደ ቶዮታ ሃበኒ ክብል ከሎ እቲ ኣሜሪካዊ ሃደ ኣይሮፕላን ሃበኒ ምስበለ፣ እቲ ኢትዮጵያዊ ጎረቤተይ እጽፊ ወሲዱ ካብዝበልጸኒ ሃደ ኣይነይ ኣጥፍ ኣኒ ዝበለም፣ ነቲ ኤርትራ ካብ ወደብ እቶት ተጠቂማ ካብትበልጽና ጁቡቲ ይጠቀም። ሕዝቢ ኤርትራ ብጥሜትን ብስደትን ምስተረመሰ ከይፈተወ ክንብርከከልና እዩ ዝብል ኣካይዳ ነዚ ሃቂ ዘረጋግጽ እንድዩ፧ ዶስ ይሕስው ኣለኹ፧ እቲ ፍርዲ ኣምላኽ ባእሉ ይፍረዶ።

    • Debre February 26, 2015

      ክቡር ትሩልይ ትሩልይ
      ትሕሱ ኣሎኻ ‘ኳ ኣይብልን እየ። ትጋገ ኣሎዃ እየ ዝብል። እቲ ንስኻ ትብሎ ዘሎኻን እቲ ኣነ ክገልጾ ደልየ ዘለኹን ዋላ ሓደ ምትእስሳር የብሉን። መጀመርታ ከመሓላልፎ ደልየ ዘለኹ መልእኽቲ ክትርዳእ ፈትን፡ ወይ ከኣ ጽሑፈይ ክሳብ ዝውድእ ትዕግስት ጌርካ ተጸበ። ድሕሪኡ ንርእይቶ ተረኻኽበሉ።
      ሚልኪ ይፍረስ ፍትሒ ይንገስ
      ደብረ

    • Asghedom Woldeghiorghis February 28, 2015

      Truly Truly , it is better if you read what he write these man don’t inerpreted it, yes I will sleep with Amhara, Tigrians than with somalians. Why?
      1. Tigrians they speak my language and I can understand them
      2. Amhara, thier language is very near to me, and we have been togther for several years weather it is bad or good.
      truly I consider you intelligent why you miss to understand what he mean.
      If Ethiopians gone from Asab and Massawa it is nit only thier foult, is not even Eritrean foult.
      why we put petrol and diesel o this issue. We arecsaying these people are brothers. The boundry what you are talking every day like is made buy Italians and the low land by Egyptians . Please Truly if you reason like this we shall dought about your intelligenze.
      we want peace, peace, peace …… eith our brothers.
      Italians are in Peace with thier French, German … brothers.
      When we are going to reason as human being.
      All those who don’t like peace with ethiopia are not Eritreans but they are Eritrean enemies. Eritreans will never benefit any thing to be against ethiopia except to again slaves of Egyptians and mercherners as we are now.

    • hagos March 7, 2015

      Haha, haha, do you understand what is going on b/n us? We are in war. It was not fair, but for some rrason, we are in war. Thus, how do you expect them to use our ports?

  • Dahlak February 26, 2015

    The opposite of life is not death, it’s indifference. Similarly, the opposite of love is not hate but it’s indifference. Also no human race is superior; no religious faith is inferior either. All collective judgments are wrong and only racists make them. In order to be loved and respected by your neighbor or friend you also have to respect and love your neighbor or friend equally and it is simply like give and take but as it is not a one sided thing you should never expect to get what you can not give to others.

    • selamawit2 February 26, 2015

      Dahlak, wisdom is not/might not be a nail – i consider it rather kind of “flow” – but let me anyway use this wording:

      You nailed it, Brother.

    • Eritreawit February 28, 2015

      Dahlak,

      What a nice thing to say. ABLIBINNA YEHDRO DU ZIBAHAL.

  • Debre February 26, 2015

    ክቡራት እሕዋት
    ንኹሉኹም ርእይቶ ወሃብቲ ዘለኒ ከበሬታ ክገልጽ እፈቱ።
    ገለ ገለ መልስታት ክህብ ምፈተኹ ግን ከኣ ሓሳበይ ገሊጸ ኣይወዳእኹን። ሃናጺ ርእይቶታት ከም ሃናጽነቶም ሒዝናዮም ንጎዓዝ። እተን ዝተወሃባ ኣንቢብኩመን ክትኾኑ ተስፋ እገብር። ካብተዋህባ ርእትዮታት ሓንቲ ናይ ትሩልይ ትሩልይ ትብል ወሲደ መልሲ ሂበላ ኣለኹሞ ክትርድእዋ ከምትፍትኑ ተስፋ እገብር።

    ዝኸበርካ ትሩልይ ትሩልይ!
    ሰላምን ፍቕርን ብዘረባ ኣይመጽእን እዩ ዲኻ ዝበልካ። ሓቂ ተዛሪብካ ኣይተጋገኻን። ዋጋ ሰላምን ፍቕርን ክቡር እዩ። ኣብ ሊዕሊ ሰናይ ግብሪ ዓቢ መስዋእትነት እዩ ዝሓትት። ሰላምን ፍቕርን ካብ ከተምጽኦ ክትዕቅቦውን እዩ ዓቢ ዋጋ ዝሓተኻ። ከም ሰላም ምዝራግን ጽልኢ ምጉኡህሃርን ቀሊል ነገር ኣይኮነን። እስኪ ክሓተካ ተበለጽቲ ዝበሃሉ በዓል መን እዮም? ሓለውቲ ፍቅሪ ድዮም ወይስ ኣንጻሮም? ንመልስኻ ብመርትዖታት ክተደግፎ ክትክእል ኣሎካ። ኣፍካ ከምዝሃበካ ምህውታት ድንቁርና ጥራይ እዩ። ብዛዕባ ኢትዮጵያውያን ዝገበርልኻ ጽቡቕ ነገር ገሊጽኻ’ ንስኻውን ዝገበርካዮ ከምኡ። ኣብዚ ሕውነት ካብ ምግላጽ ንላዕሊ እንታይ ጽቡቕ ነገር ኣሎ? ክትገልጾን ጽቡቕ ነገራቱ ክትድሕድሖ ኣሎካ ‘ምበር። ብዛዕባ ኢትዮጵያውያን ኣሕዋት ጽቡቕ ክትገልጽ ጸኒሕኻ በቲ ሓደ ሸነኽ ከኣ ከተፍርስ እጅብ ኣይበለካን። እቲ ጽቡቕ ዝበልካዮ ሞ ይጽነሓልና እቲ ፈላላይ ዝበልካዮ እስኪ ንዘራረበሉ። እርግጸኛ ዲኻ ነዚ ፈላላይ ዝበልካዮ ነገር ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣምጺእዎ? እርግጸኛ ዲኻ ህዝቢ ኢትዮጵያ ዓሰብ ከይጥቀም ተሓሪምዎ? እርግጸኛ ዲኻ ህዝቢ ኢትዮጵያ ናይ ኣልጀርስ ስምምዕ ምቅባል ኣብዩ? እዚ ካብ ኮነ እቲ ክፉእ ተግባር ዝበልካዮ ህዝቢ ኤርትራ ይኹን ህዝቢ ኢትዮጵያ በዚ ነገር እዚ ክሕተትሉ ይኽእሉ ኢልካ ትኣምን? ኣይትውዕሎን። ኣስተብህል ኣነ ዝዛረብ ዘለኹ መንግስቲ ኢትዮጵያ ወይ መንግስቲ ኤርትራ ኣይኮንኩን ዝብል ዘለኹ። ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ኢትዮጵያን እየ ዝብል ዘለኹ። ኣብ መንጎ እዚ ኣገላልጻ ዘሎ ፍልልይ ክትርድኦ ፈትን። ምናልባሽም ምስተረደኣካ ንስኻ ካባይ ንላዕሊ ክትገልጾም ትኽእል ትኸውን።

    ኣብ ውሽጢ ህዝቢ ኢትዮጵያ ነጋዶ ኣለዉ። ባህይሪ ነጋዶ ብኸመይ ብቁሩብ ወጻኢታት ብዙሕ ትርፍ ከምዝረኽቡ እዮም ዝሓልሙ። ንዓሰብ ብዘይ ቀረጽ ተገልገሉ እንዳበልካዮምስ 100% ቀረጽ ዘለዎ ወደባት ጅቡቲ መሪጾም ኢልካ ትሓስብ? 100% ቀረጽ ዝኸፍሎ እኮ ወይ መንግስቲ ወይ ካልእ ኣካል ኣይኮነን። ሸማታይ ህዝቢ እዩ። እሞ ህዝቢ ነዚ ናይ ዓሰብ ወደብ ምጥቃም ተሓሪሙ ትብል ኣለኻ? ሓደ መስመር ሓዝ፡ ወይ ሕውነት ኢትዮጵያውያን ተቀበል ወይ ኽሓድ። በዚ ምድንጋጽ እንዳገበርካ በቲ ሓደ ከኣ ጨካን ስጉምቲ ኣይትውሰድ።
    ምልኪ ይፍረስ ፍትሒ ይንገስ
    ደብረ

    • hagos March 7, 2015

      Thank you! We need more honest and good people like you.

POST A COMMENT