ጽላለ! ተመሳሳሊ ተግባር ብምፍጻም ዝተፈልየ ውጽኢት ክትረክብ ምፍታን
ሓደ ሰኽራም ሰብኣይ ብሓጺር ዝልዳቱ ኣፍደገ ክኣቱ ይፍትን። ቁመቱ ልዕሊ’ቲ ልዳት ስለዝነበረ ብግንባሩ ምስቲ ልዳት ተጋጭዩ ንድሕሪት ይምለስ። ሰኽራም፡ እንደገና ተመሊሱ ብጠጠዉ ብናህሪ ክኣቱ ይፍትን፡