ጥፍኣትና ነብሰ ቕትለት እዩ (ቅድሚ ዓመት ህልቂት ላምፐዱዛ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ 2012 ኣሰናዳኢ ኣሰና ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘካየዶ ተኸታታሊ ዘተ፣ መቐጸልታ ሲናይ ኣብ ሊብያ መጻወድያ ሞት ተዳልዩሎም ከምዘሎ ኣቐዲሙ ንኤርትራውያን ስደተኛታት ዝሃቦ መጠንቀቕታ – Zemen 2020 ካብ ቪድዮታት ኣሰና ቆንጪሉ ዘዳለዎ youtube ቪድዮ)
https://www.youtube.com/watch?v=-c_M26dVd-k ነቲ ብጥቅምቲ 2012 ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ኣሽሓት ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝተኸታተሉዎ ሰሚናርን ዘተን ብምሉኡ ንምስማዕ ኣብዚ ቀጺሉ ዘሎ ሊንክ ጠውቑ https://www.youtube.com/watch?v=-qchzYqubQo#t=4645 https://www.youtube.com/watch?v=_5WAx3cj8QM
ነቲ ብጥቅምቲ 2012 ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ኣሽሓት ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝተኸታተሉዎ ሰሚናርን ዘተን ብምሉኡ ንምስማዕ ኣብዚ ቀጺሉ ዘሎ ሊንክ ጠውቑ
Dhab October 2, 2014
The tragic incident which took almost 4 hundred lives in Lampedusa happened a year after Mr. Amanuel Eyasu warned Eritreans in refugee camps in Ethiopia that after the ordeal Eritreans faced Sinai the route through Libya was going to be even deadlier. Let’s use information to help us make the best of decisions Eritreans. God Bless you Assenna for talking to Eritrean refugees at that time. Even if hundreds perished i am sure many others have chosen to stay away from that deadly route. Long live the voice of the voiceless!