ጋዜጣዊ መግለጺ: ብኣወሃሃዲት ኮሚተ ደንበ ተቃውሞ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ/ ስዊደን
ትማሊ ቀዳም ዕለት 29 ሰነ 2013 ካብ ፖሊቲካውን ብርገሳውን ውልቀስባትን ዝተሳትፍዎ ሰፊሕ አኼባ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ተሰላሲሉ፣እቲ አኼባ ኣገደስቲ እዋናውያን ሕቶታት ብኩነታት ሕዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፣ ብፍላይ ድማ በቲ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ካብ 25-28 ሓምለ 2013
ትማሊ ቀዳም ዕለት 29 ሰነ 2013 ካብ ፖሊቲካውን ብርገሳውን ውልቀስባትን ዝተሳትፍዎ ሰፊሕ አኼባ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ተሰላሲሉ፣እቲ አኼባ ኣገደስቲ እዋናውያን ሕቶታት ብኩነታት ሕዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፣ ብፍላይ ድማ በቲ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ካብ 25-28 ሓምለ 2013 ክግበር ተወሲኑ ንዘሎ ፈስቲቫል እንታይነቱን ዕላማኡን ንመንግስቲ ሽዊደን ንምግላጽን፣ ነቲ በዚ ብኣፍልጦ ወይ ብዘይ ኣፍልጦ ኣብዚ ፈስቲቫል ዝሳተፍ ኤርትራዊ-ስዊደናዊ ድማ ኣብዚ ፈስቲቫልዚ ምስታፍ ረሳታት ሕዝቢ ኤርትራ ምርጋጽን፣ንዕቀት ሕዝቢ ኤርትራ ምዃኑን፣ በቲ ስርዓት ዝካየድ ዘሎ ናይ ሕዝቢ ኤርትራ ምጽናትን ስቅያትን እውን ተሓተቲ ምዃኖም ንምግላጽ፣ ሓደ ዓቢይን ሰፊሕን ሰላማዊ ሰልፊ፣ ከካይድን፣ ነቶም ነዚ ፈስቲቫል ቦታ ዘካርዩ ሰበ ስልጣን ስዊደን ድማ እዚ ፈስቲቫል እዚ ብመሰረት እቲ ብሕቡራት ሃገራት- ጸጥታ በት ምኽሪ ውሳነታት 1907/2009ን 2023/2011 ክቅየዱን፣ ነዚ ከምዚ ዓይነት ፈስቲቫላት ምስቲ ግብረ-ሽበራ ናይ ምምዋል ዝተኣሳሰረ እምበር ንዕብየት ባህልን ልምድን ሕዝቢ ኤርትራ ከምዘይኮነ፣ ብኩሉ ሕጋውን ፖሊቲካውን ሸነኻቱ ተራእዩ፣ ኣብ ሃገረ ስዊደን እውን ደው ከምዝብል ንምግባሩ ክሰርሕ ምዃኑ እቲ ኣኼባ ወሲኑ።
አኼባ ነዚ ውሳነታት ኣብ ግብሪ ተውዕል ብ8 ኣባላት ዝቆመት ኮሚተ ሰላማዊ ሰልፍታትን፣ እማመታት ናብ መንግስቲ ስዊደን ተቅርብን ትከታትልን መሪጹ። ንስራሓታን መደባትን ድማ ምምርሒ ኣውጺኡ።
ኣዋሃሃዲት ኮሚተ /ጽላል ፖሊቲካውን ብርገሳውን ማሕበራት ኣብ ከተማ ስቶክሆልም
belay nega July 5, 2013
Dear Mighty
“Ato Belay,
What president? Someone has to elect the lunatic to call him a president.
By the way, if you worry about Ethiopia (which I believe they are not helping us at all because they are working with Isayas), how do you support the biggest Ethiopian who is running our beloved Eritrea to ground?
Say, even if you don’t believe he is Ethiopian, for just a moment, do you prefer to see is destroying by a single person (forget the puppets so called ministers/generals/colonels)? How is that possible to have dual identity. You love your country so much (I believe you do) and you are watching it diminished by a day. I am perplexed
Zaul,
Are you on the opposition side or with Isayas?”
“ፍሕኛ ነፊሳ ኣበይ ኣብ ምንፍሓ? አይፋል ኣብ ምጥባሓ ነገር ሰፊሓ”
Our issue went wrong when it started, due to short sight The E.P.L.F under the leadership of Esayas Aforki made the dream to be possible with the fair help of Ethiopians. Better than Awate, but still dangerous because we won DERG not Ethiopians.The rest is a consequence ……………
Here we go the president is challenged usefully between, Eritrea to be or not to be a country.
If the president is not Eritrean,Eritrean ID should be fake, and we like him or not as far as is leading the country we should address him P.E.A.
As for myself there is no Eritrean more than revealing Ethiopian conspiracy and looking at our issue realistically.
Our issue is ugly,we traveled so far by changing WIGS thanks to the president,but when it comes to the changing the shape of the head is a problem.