Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ጋዜጣዊ – መግለጺ: ሓሙሽተ (5) ዕሉላት ናይ ስለያ ኣባላት ተቐቲሎም። (ስሙር ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ)

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/01/ሓሙሽተ-ዕሉላት-ናይ-ስለያ-ኣባላት-ሓደ.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
82 COMMENTS
  • WediHagher January 14, 2015

    Iseyas and many of his top officials have deep conviction that anything other than military power does not pose danger to their regime.
    Asked about the importance of inviting the Pope to Yalta meeting to join the winners in the aftermath of WWII, Stalin, sarcastically said: how many tanks he has ?. It’s very unfortunate, but true that Higdef leaders believe only in military might. We have read it in history, and witnessed even some in recent times, that leaders with such mindset bring disaster to their countries. For the last two decades, Eritreans who want change have struggled to achieve it through peaceful means. But all cries of the people fell on deaf ears of Iseyas and his supporters.
    Now, some Eritreans want speak to the regime in the only language they understand. Obviously, all those who fight to defend the regime and many innocent people who will pay the price. God knows were these sad events will take Eritrea …

  • WediHagher January 14, 2015

    Correction: “Obviously, all those who fight to defend the regime and many innocent people who do not know what is happening will pay the price.”

  • tamrat tamrat January 15, 2015

    Some kids they nag their family to buy them the toy they want regardless how expensive it is and how difficult it is for the parents. The most irritating is that the day they got their wish they play joyfully with cartoon box the toy packed in.

    The same holds true for many eritreans. Separation, separatio and when it is materialized continue the exodus. So many eritreans need only excuse for leaving eritrea for a better life. What they dont know is better life is in eritrea if the ambition is focused to the right goal.

  • Truly Truly i say to you January 15, 2015

    ኣይትሃዙለይ ስሙር ደሚክራሲያዊ ኤርትራ ዝወሰዶ ስጉምቲ፣ ብናተይ ፖሎቲካዊ ስትራተጂካዊ (ፖሊትካል ኣናሊስ) ገምጋም ብልክእ እዋኑ ሃሊዩን ንእዋናዊ ኩነታት ኣብ ግምት የእትዩ ዝትወሰደ ስጉምቲ ኮይኑ ስለዘይተሰመኣኒ ብዛእባ ኣድማእነቱ ብዙህ እዩ ኣጠራጢሩኒ ብዙህ ሕቶታትን ክኣ´ዩ ፈጢሩለይ። ክብሕቶታተይ ሃደ፦ እዚ ግንባር ጅግንነት ዝመልዖ ከምዚ ኣይነት ወተሃደራዊ ስጉምቲ ናይ ምውሳድ ተክእሎ ክሳብ ሃለዎ ስለምንታይ ኣብቲ ኣገዳሲ ዕዋን፣ ንኣብነት ኣብ ግዜ ኤርትራውያን ሕልቂት ኣብ ላምፔዱዛ ዝተሰማኣሉ ዕዋን፣ ወይ ደድህሪ ሞት ጀግና ወዲ ኣሊ፣ ወይ ደድህሪ ኣረብ ስፕሪንግ ብፍላይ ድህሪ ሞት ቃዛፊ ደይተገብረ? ሕጂ ግን ዲክታቶር ኢሳያስ ቅዋም ሞይቱ ስለዝበለ፣ በዚ ዝተቆጠእ ሰራዊት እዩ ነዚ ስጉምቲ ክወስድ ዝከኣለ ኢልካ ዘረባ አሽዃይ ንደገፍቲ ንተቃወምቲስ ከምዚ ከማይ ብዙህ ዘእምን ድዩ? ሕዝቢ ብባድመ ውግእ ክጽንት፣ ሃገሩ ክድፈር፣ ብሰንኪ ሃደ ሰብ ማእቀብ ክብየነና፣ ክንስደድ፣ ኩሊትና ክሽየጥ፣ ኣካልና ክድፈር፣ ብደይ ፍትሂ ክንእሰር ወዘተ ስጉምቲ ዘይተወስደ፣ ሕጂ ቅዋም ከምዝሞተ ስለዝተንገሮ ከመይ ገሩ እዩ ተላኢሉ ከምዚ ኣይነት ተባእ ስጉምቲ ወሲዱ ኢልካ ዝእመን ። ንህና ተቃወምቲ ንኢሳያስ ንክንቃወም ካብዝደረኸና ሃደ ምኽንያት´ኮ እቲ ቅዋም ካብ ዝመውት ብዙህ ግዜ ከምዝገበረ ስለዝፈለጥና እንበር፣ ሕጂ ኢሳያስ ኣግሂዱ ሞይቱ ስለዝበለና ኣይኮነን። ብኣንጻሩ´ዃ ሕጂ ብዛእባ´ዚ ጉዳይ ክዝረብ ምስማእና ቁሩብ ካብ ምጽቃጥ ይሃይሽ በልና እንበር ኣምሪርና ካብንቁጣእስ ነዊህ ዕዋን ኢና የህሊፍና። እቲ
    ካልኣይ ቀንዲ ምኽንያት ብኤርትራዉያን ተቃወምቲ እዚ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ዘጠራጥረካ፣ ዋላ´ዃ ነዚ ስርዓት ስለንጽልዖ ብዛእባ ዝገብሮ ምምሕያሻት ኣው ኢልና ክንምስክረሉ እንተዘይመረጽና፣ ንሕግደፍ ካብቲ ንቃወሞሉ ዝነበረና ካልኣይ ምክንያት፣ ናይ ግዜ ገደብ ዘየብሉ ወትሃደራዊ እስክርና፣ እንተ ንሕዝቢ ፈሪሁ ድዩ ወይ ናይ ዓለም ጸቅጢ ኣስጊዕዎም፡ ሕግደፍ ነቲ ወተሃደራዊ ኣገልግሎት ናብ ንቡር ክልተ ኣመታት ኣገልግሎት ጥራይ ክምልስዎ ከምዝተዛረቡ ዘቃልሁ ዜናታት ብካልእ መርበብ ሰሚእና ኢና። እዚ ጥራይ ደይኮነ ጌጋ ይክለኣልይ፣ ብናይ ስብሃት ኤፍሬም ቦታ ሜጀር ጀነራል ፍሊጵስ ምስተተከእ ገለ እስረኛታት ተፈቲሆም ድዩ፣ ገለ ንተራ ተጋደልቲ ምምሕያሻት ተገሩ ዝብል ዜናም ኣብ ኣሰና ዝሰማእኩ ይመስለኒ፣ ብሳልሳይ ብጭቡጥ ናይ ዕለት 5.12 2013 ዜና
    ንኣብነት ተሪእና ድማ እቲ መንግስቲ 1680 ኣባይቲ ሰሪሁ ብብዙሒ ትርፊ ንምሻጥ ዝወጠኖ ትልሚ ስርሁ ከምዝጀመረ ዘበስር ዜና ነቶም ደገፍቲ ኣብ ቲቪ ኤሬ ነቲ Eritrean Construction of housing complexes in Asmara begins ዝብል ዜና ዝተቃልኸ ምናልባሽ ተኣዚብኩሞ ትኾኑ። ወይ ከኣ ደጊምኩም ስምእዎ።
    ትሩሊ እንታይ እዩ ዕላማኻ ነቲ ስርዓት ፕሮፓጋንዳ ገርካ ንምጽብባቕ ድዩ ዝብል፣ ድኹም ኣእምሮ ዘለዎምም ተቃወምቲ ስለዘይሰአኑ ቅድሚ ብጌጋ ተረዲዖምኒ ምፍራዶም ከብርሃሎም አፍቅዱለይ

  • Truly Truly i say to you January 15, 2015

    ክቡራት ኣሰና በጃኹም ሪኢቶይ ስለዘንዋሕኩ እቅሬታ ግበሩለይ፣ ከሕጽሮ ደልየ ግዜ ስልዝሃጸረኒ እዩ።
    ክፋል ፪
    ኣይፋለይን! ነቲ መንግስቲ እዚ ይሰርህ ኣሎ ኢለ ንምጽብባቅ ደይኮነ፣ ግናስ ብናይ ኤርትራዊ ሕልቀት ኣብ ባድመ፣ ኣብ ላምፔዱዛ ኣብ ሲናይ ሪኡ ዘይተለኣለ ሕዝቢ፣ ብህጂ ገለ ሕንጻታት ተሰሪሁ ምስረኣየሞ ነቲ መንግስቲ ክሳብ ክንደይ ከምዘሞጋግሶን መሊሱ ብባርነት ከምዝግዛኣሉ ኣዝዩ ስለዘተሃሳሰበኒ ምዃኑ ክትርዱኡለይ ተስፋ እገብር።። ብካልእ ወገን ግን ሂዙኩሙኒ ተዄንኩም፣ እዚ ኹሉ ዘምጽዖ ዘለኹ ስለምንታይ እዚ ወታደራዊ ስጉምቲ ኣብ ክንዲ ገለ ናይ ሕዝቢ ሕቶታት ስርዓት ኢሳያስ ቀሰይ እናበለ ምምላሽ ኣብዝጀመረሉ ዕዋንን ኣባይቲ ሰሪሁ ብብልጭልጭ ንሕዝቢ ከደርናግር ኣብዝጀመረሉ ዕዋን ዝኸውን፣ ስለምንታይ ኣብቲ ግዜ ጸባባ ሕዝቢ ኤርትራ ኣብዝተቆጣኣሉ ዕዋን ደይኮነ? እዬ ዝብል ዘለኹ።
    እዚ ተጌሩ ዝበሃል ስጉምቲ ብሃቂ ተፈጺሙ ተኾይኑ፣ ጠፊኡኩም ድዩ ስርዓት ኢሳይስ፡ ብሽም ስሙር ደሞክራሲያዊ ግንባር፣ ሃሳዳት ወያኔ ማርሺ ቀይርና ኣባይቲ ምህናጽ ምስጀመርና፣ ቅዋምን ገለ ናይ ሃገራዊ ኣገልግሎት ንክሃጽር ኣብንእውጀሉ ዕዋን ፣ ነቲ ዕላማና ንሙክላፍ መጥቃዕቲ ስለዝፈጸሙ፣ ብህጂ ከነተግብሮ ኣይንክዕልን ኢና ኢሉ መሊሱ ከምዘናውሆ፧ ከምዚ ተበለም ብሃቂ ሕዝቢ ኣይኣምኖን እዩ ኢልካ ክሕሰብ ዝከኣል ኣይመስለንን። ይኣምኖንን ፈረቃን እንበር። ምኽንያቱ ሕዝቢ ከጸንት፣ ክጥህል ገለ ዘይገበረ ሕዝቢ፣ ብሕጂ ናይ ምምህያሽ መብጽኣታት ገለ ብልጭልጭ ኣባይቲ ተሰሪሁ ምስረኣየ ኣንጻር ኢሳያስ ጠጠው ዝብለሉ ምኽንያት ብወገነይ ኣይረኣየንን።። ምኽንያቱ ናይ ሕዝብና ድኽመትን ድንቁርና ኣጸቢቀ ስለዝፈልጦ። እዚ ግን ነቶም ተስተውእሉ ናይ ኣባይቲ ጉዳይ ከምዚ ከማይ ኣይንታይኩምን ከምድኮነ ኣጸቢቀ እፈልጥ እየ። ምኽንያቱ ኣይኮነን ኣባይቲ ሕዝቢ ኤርትራ ናይ መሬት ናብራ ጨኒቅዎ እንከሎ፣ ወያኔ ግን ካብ ኣባይቲ፣ ገጀፍቲ ዲጋታትን ናይ 8 ሹህ ሜጋ ዋት ዘመንጩ ኃይሊ ኤሌክትሪክ ምህናጽ ኃሊፎም፣ ዘመናዊ ናይ ባቡር መስመራትን ምስ ኣውሮፓ ከተማ ዘልው ነወህቲ ድልድላትን መስሎኪታትን ( long modern highway bridges and tunnel) ዝወዳደር መንገዲ ምስራህ ሓሊፎም፣ብዛእባ ናይ ጠፈር ሮኬት ምርምር ጀሚሮም ብቀረባ ዕዋን ንህዋ ክሰዱ ይሃስቡ ከምዘለዉ ናይ ዝሃለፈ ሰሙን ናይ ኣሜሪካ ድምጺ ሬድዮ ምስቲ ናይ መቀሌ ዩኒቨርስቲ አሮነቲክስ (aeronautics engineer) ምርምር ሃልፊ ንዝገበሮ ቃለ መጠይቅ ሰሚዕኩሞ ከምትኾኑ ተስፋ እገብር.
    ብዝኮነ! ኢሳያስ ገለ ምስምስ ተጠቂሙ ከምልማዱ ፍሉይ መከተን ክተትን ከይእውጅ´ደኣ ፍርሁለይ ።

    • Simon G. January 15, 2015

      (ትሩሊ)*2,
      እንዳንዋሕካዮ ግዲ ኮይኑስ: እቲ ሓሳባት ነንሕድሕዱ ይጋራጮ ኣሎ።
      ገዛውቲ ክሳብ ዝውዳእ ክጸንሑ ኔርዎም ዲኻ ትብል? ጸኒሕካ ድማ ናይ ወያነ ናይ ጠፈር ፕሮጀክት ተምጽእ።
      ኢሳያስ ከይኩሪ (ካብ ገዛ ምስራሕ ከሊኦምና ኢሉ) ከጥቅዑ ኣይነበሮምን ትብል ዘለኻ ትመስል። ዶ ዋላስ ብጎነጽ ዝመጽእ ፍትሒ ኣይትድግፍን?
      ጽሑፍካ ተገራጫዊ ኮይኑ ተሰሚዑኒ ሞ: ኣሕጽር ኣቢልካ ክትጽሕፍ ፈትን።

  • Ibrahim Higo January 15, 2015

    By killing each other …………..well that’s damp solution to those weyane guys

  • ኣርዓዶም January 15, 2015

    ኣታ ትሩለይ ትሩለይ
    እዚ ናትካ ኣተሓሳስባ ናይ ላንግላንጋ ኮይኑ ይራኣየኒ፡ ምኽንያቱ በቲ ንህግደፍ ትጸልእ፡ በቲ ድማ ንተቓወምቲ ስለምንታይ ኣብዚ ግዜ`ዚ ከም`ዚ ገይሮም` ትብል። መስርሕ ተቓውሞ ክንደይ ሓጎጽጎጽ ሓሊፉን ይሓልፍ ከም ዘሎን ሓድሽ ኣይኮነካን ዝብል ግምት ኣለኒ።

    ዝኾነ ይኹን ግን ህግደፍ ዋላ ዲጋ ዋላ ጽርግያ ዋላ ገዛ ይስራሕ፡ ንሕቶ ህዝቢ ወይ`ውን ግዝኣተ-ሕጊ ክሳብ ዘይመለሰ፡ ኩሉ ግዜ ጸላእ ህዝብ ኤርትራ ማለት ኢዩ። ስለዝኾነ እቲ ህዝቢ ብገዛ ወይ ብጽርግያ ወይ ብሓጽቢ ዝሽጠር ኣይኮነን።

    እቲ መሰረታዊ ሕቶ ግዝተ-ሕጊ ኣብ ኤርትራ ኢዩ፡ ነዚ ድማ ሰሚርካ ዝካየድ ቓልሲ ስለዝኾነ ብዝኾነ ይኹን ንሓጽብታት ወይ ንገዛውቲ ዝውክል ኣይኮንን።
    ስለዚ ዝወሰድዎ ስጉምትታት ዘሕጉስ እኵ ንተኾነ፡ ኣጥቒዕካ ምዝላቕ፡ ስለዝኾነ ነቲ ቓልሲ ወይ ሓርነት ኣየቓላጥፎን ኢዩ ተበልካ ንሰማማዕ።

  • Johans January 15, 2015

    ተዓወቱ ጸባ አሰቲኹምና ጀጋኑ ርሃጽና ናይ አድጊ ንብዓትና ናይ ሓርገጽ ኮይኑ ኣይተርፍን እዪ እሞ ሃየ ነዚ ከምዚ ስረሒት ሞራል ንሃብ መተካእታ ደሞምን ርሃጾምን ወስ ነብል $ £ € ¥ ዘለና ነበረክት ዕድመ ምልኪ ንምሕጻር I will join you shortly.

  • Aman Hakin January 15, 2015

    ተዓወቱ ስሙር ግምባር ጸባ ኣስቲዅምና ጸባ ስተዩ ነዞም ከምዚኦም ዝኣመስሉ ምቅጥቃጥ እዩ ፈውሶም ክብረት ኣይፈልጡን እዮም

  • mistir January 16, 2015

    we eritrean have one common enemy,i.e iseyas,why we r targetting innocent peolple.to be honest our enemy is not in the front of the battle but our brother’s r there.killing who r under duties is not fare.let’s be smart enough and point our finger to the dictator and few around him.

POST A COMMENT