Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዶክቶር ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ) ኣብ ቤት ጽሕፈት ሕብራት መንግስታት (United United) በጺሑ።

ዶክቶር  ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ) ብረቡዕ  (12/04/2013) ኣብ ኒውዮርክ ምስ ላዕለዋት ሰብ መዚ ኣብ ቤት ጽሕፈት ሕቡራት መንግስታት ኒው ዮርክ ከይዱ ከምዝተዘራረብ ተፈሊጡ:: ዶክቶር  ተወልደ ኣብቲ ርከብ፣ ንኩነታት ናይቶም ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዘለው  ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ብሰፊሑ አብሪሁ። ብፍላይ አብ ሱዳን፡ ኢትዮጵያ፡

ዶክቶር  ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ) ብረቡዕ  (12/04/2013) ኣብ ኒውዮርክ ምስ ላዕለዋት ሰብ መዚ ኣብ ቤት ጽሕፈት ሕቡራት መንግስታት ኒው ዮርክ ከይዱ ከምዝተዘራረብ ተፈሊጡ::

ዶክቶር  ተወልደ ኣብቲ ርከብ፣ ንኩነታት ናይቶም ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዘለው  ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ብሰፊሑ አብሪሁ። ብፍላይ አብ ሱዳን፡ ኢትዮጵያ፡ ሊብያ፡ ጁቡቲ ግብጺን እስራኤልን ዚወርዶም ዘሎ ሽግር ሕብራት መንግስታት ቁልጡፍ ፍታሕ ክሂብሉ ጸዊዑ።

ቀጺሉ ሁሉው ኩነታት ውሽጢ ዓዲ አብ ከመይ ዝኣመሰለ ኩነታት ከም ዘሎን፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ስርዓት ህግደፍ ዘሕልሮ ዘሎ መከራን ገሊጹ። ብዘይካ ‘ዚ ኩነታት አብ ደገ ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ንትሕን ሰላምን ዝገብሩዎ ዘለዉ ሓባራዊ ምትእኽኻብ አብ ከመይ ደረጃ ከም ዘሎ ሓቢሩ።

አብዚ እዋን ቀንዲ ጻዊዒት ህዝቢ ኤርትራ ኢሰያስን መሻርክቱን ካብ ሰልጣን ክወርዱ ምኻኑ  ኸኣ አስሚሩሉ፡፡

ምስ ዶክቶር  ተወልደ ምስክርነቱ ክህብ አሰኒዎ ዝኸደ መንእሰይ ተስፎም መሓሪ (ወዲ ንጉስ) እዩ።  መንእሰይ ተስፎም ዘሐለፎ አሰቃቂ ኩነታት ካብ ኤርትራ ጀሚሩ ቀጺሉ’ውን አብ ቤት ማእሰርቲ ጁቡቲ ምስክርነቱ ሂቡ። ነቶም አብ ጁቡቲ ዘለዉ ኤርትራውያን ቅልጡፍ ፍታሕ ክግበሮሎም ‘ውን ተማሕጺኑ። ብወገን ወከልቲ ቤት ጽሕፈት ሕብራት መንግስታት ናይ ኤርትራውያን ኩነታት አዚዩ ከምዘተሓሳስቦምን ከምዘሕዝኖምን ብምግላጽ ዚከኣሎም ክገብሩ ምኾኖም ኣገንዚቦም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
27 COMMENTS
  • Truly Truly i say to you December 7, 2013

    So dear Wodi Vacaro before the world attention change to a new incident, before end of this year the dictator must to be eliminated by any means.

  • Semhar December 7, 2013

    As long as Isayas, his son and HIGDEF rule Eritrea this will continue.
    The only solution is to get reed of Isayas, his son and his blind followers HIGDEF just like the Libyans did to Gadafi and his sons.
    Eritreans should unite and get reed the tyrant Isayas, his son and his blind followers HIGDEF.

  • Solomon December 7, 2013

    Great Great
    This is a great history.
    Our country have a great people and great thinkers.
    Wedi Vacaro you are opening the way of Eritrea which
    was closed for the last 22 years by the enemy of Eritrea Isias and
    his blind generals and followers.
    What you are doing is great I see the future Eritreas hope today.
    This is the beging that the wonds of Eritrea is beging to hell.
    One of the great Eritreans.

    Solomon

  • Kennedy December 7, 2013

    thanks wedi Vacaro May Allah help you to help this voiceless people
    you will be remembered like Mandela for your struggle
    and Isaias will be remembered like FORMER NORTH KOREAN President,,,,to hellfire amen

  • Mesinas December 7, 2013

    ሕጂ’ዩ ህዝቢ ኤርትራ ኣያ ዝረኸበ! መንግስቲ ዝብሃል ኣብ ዝኾነ እዋን በጃ ህዝቡ ዝሓልፍን ከም ሓያል ጓሳ ህዝቡ ዝሕሉን’ዩ! ብመሰረቱ መንግስቲ ማለት ከምዚ ጉጅለ ህግደፍ ዝብሎ ጓሳ መሬት ዘይኮነስ ጓሳ እቲ ዘማሓድሮ ህዝቢ’ዩ ክኸውን ዘሎዎ። መሬት ወይ ድማ ሃገር ናይ ምሕላው ዕማም ዘሎዎ ኸኣ ህዝቢ’ዩ። ስለዚ ድማ ጃንዳ ህግደፍ ‘ዶባት ይሕሉ ኣለኹ፡ ሃገር ይሃንጽ ኣለኹ፡ ወዘተ.’ እናበለ ኣብ ዘይስራሑ ተዋፊሩ፡ ንየዋሃት ወትሩ ከደናግር ዝፍትን ዘሎ። ኣገናዕ ወዲ ህዝቢ-ወዲ ቫካሮ።

    ወዲ ቫካሮ!

    ኣንታ ዘይትሕለል ተወልደ ቫካሮ
    ሽግር ናይዚ ህዝቢ ዕምሩ ከተሕጽሮ
    ንውልቀ መላኺ ፈቲንካ ክትመኽሮ
    ኣይመስለንን ግና እዚ ዕቡይ ዚስቆሮ
    ነዚ ህዝብኻ’ሞ ኣብ ሓደ ጥመሮ
    ንድሕነት ሃገሩ ክልዓል ምኸሮ!

    እቲ ኣብ ኩሉ ዘሎ ስውር ዘይርአ
    ህዝቢ ከይጸንት ብኸንቱ እናጠፍአ
    ካብ ማእከል’ዚ *ማይቤት ሕሩይ ካብ ቀብአ *ደቂ ሓደ ዘርኢ
    ሃዋርያ ሓርነት ቅንዕናኻ ይርአ!

    ሽግር መከራና ኣዕሚቚካ ንምቕባር
    ሓድነት ዓጢቕካ ነቕ ዘይብል ኣጽዋር
    ፋሕ ዝበለ ህዝቢ ኣብ ሓደ ንምጥማር
    ጉዕዞኻ ጀሚርካ ኣንታ ውፉይ *በሃር! *ኣርሓ ሓርማዝ

    ‘ልበይ ዝምነዮ ኩሉ እናወነንኩ
    ምስቶም ሚኒስተራት ዊስኪ እናጨለጥኩ
    ምስቶም ጀነራላት’ወ እምባሕ እናበልኩ
    እንታይ ክምልእ’የ ኣነ እተቓወምኩ!?’

    ኣይበልካን ዶክተረይ ውፉይ ወዲ ህዝቢ
    ‘ካብ ውልቃዊ ሃብቲ ድሕነት ሃገር ይዓቢ
    ምስ’ዞም ሰተይቲ ደም ኣይጽይቕን እምቢ
    ንስድራ ስውኣት ክኸፍል’የ ዓስቢ’
    ኢልካ ተበጊስካ ኣንታ ጻዕራም ንህቢ!

    ትማሊውን እኮ ምስ ህግደፍ ከለኻ
    ሃገርካ ክትሃንጽ ንዕብየት ህዝብኻ
    ብዘይተጉላባነት ዘውፈርካ ሃብትኻ
    *ኣርካን ወዲ ህዝቢ ቀደምካ ኣቦ ድኻ! *ክቡርን ሕፉርን ሰብ

    ወነንቲ ሆቴላት ንብረትና ከይበልኩም
    ንጉጅለ ህግደፍ ዓገብ እናበልኩም፡
    ገለ ግን ኣለና መረባዕ ክንሕሉ
    ነዚ ኣጽናቲ ስርዓት ጌና ንሰግደሉ!

    ኣንታ ንብረት ደኣ ናበይ ከይከደና
    ዘይንሰምር ግዳ ንድሕነት ሃገርና
    *ዘላሚ ኣሊና ፍትሒ ምስ ኣንገስና *ረጋጺ፡ ጨቋኒ
    ጸሓይ ምስ በረቐት ክንውንኖ እንዲና!

    ሃየ ደኣ ንስመር ሃብቲ ሓላፋይ እዩ
    ብግፍዒ *ደማሒ ህዝቢ ተሳቕዩ *መላኺ
    ርድኡኒ እናበለ መቓልሕ ደሃዩ
    ጸማም እዝኒ ሂብካ ትም ኢልካ ምርኣዩ
    ነቲ ስውእ ጅግና ኣየቅስንን’ዩ!

    ስቓይና ንኺድምደም፡ ውድቀት ንጉጅለ ሕሰም!

    ሓው መሲናስ 07/12/2013

  • ERITRAWIT December 7, 2013

    Well done Mesinas brother you said it all I don’t have anything to add to it. Ajoka Abo Hzbey Eritrea.

  • Tesfay Tesfakulu December 7, 2013

    belay nega on December 7, 2013 at 12:59 am said:

    U.N ድዩ ሓሲሩ ዋላስ ወዲ ቫካሮ ከቢሩ?

    No Brother. It is the intelligence of Eritreans which has been gravely underestimated.

  • Eritreawit December 7, 2013

    THIS IS WHAT WE NEED, UNITED AND WORK TOGETHER.

    WEDI NEGUS ANTA JIGNNA I KNOW YOU HAVE THE COURAGE TO UNITE ERITREANS, I REMEMBER YOUR FRUSTRATIONS WHY THE DISPORA ERITREANS ARE QUITE AND DOING NOTING–HERE THE TIME COME BROTHER.
    I’M PROUD OF YOU AND MANY ERITREANS LIKE AMANUEL EYASSU,mRAS TESSEMA, WEDI VACARO,THE ARBI HARENET GROP, 2PAC22, RASTA7278,GOTENA, WILLIAM WALLAS, AWWTT,XILMA,MADOMAI,SUB MARIN AND SO MANY MORE WHO ARE WORKING TIRDLESSLY TO BRING UNITY, TO ERITREANS. WE NEED TO WORK TO BRING UNITY FIGHT AWRAJAWINET WHEREVER YOU SEE IT. THAT IS THE CANCER OF UNITY. OUR VICTORY IS NEAR.

  • Thomas December 7, 2013

    wedi Vacaro i am so proud of you, Eritrea belongs to the people of Eritrea,Not for tyranny regime PFDJ (HEGDAF MENDAF,) SO stand up for your rights whereas Don’t Give up, true Eritreans are people of honours.

Post a Reply to Tesfay Tesfakulu Cancel Reply