ድሙቕ ባህላዊ ምሸት ኣብ ከተማ ከሎን ንኹሉ ኤርትራዊ ተቐማጦ NRW
ብምኽንያት በዓል ሓድሽ ዓመት ማሕበረሰብ ከሎንን ከባቢኣን ድሙቕ ዝኾነ ባህላዊ ምሸት ብወናማት ዝኾኑ ደረፍቲ ዝተሰነየ ኣዳልዩ ንኹሉ ጉድስ ኤርትራዊ ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ተገሊጹ ዘሎ ዕለትን ኣድራሻን ብኽብሪ ይዕድም ኣሎ ። ዕለት ቀዳም 4 January, 2014 ሰዓት

ብምኽንያት በዓል ሓድሽ ዓመት ማሕበረሰብ ከሎንን ከባቢኣን ድሙቕ ዝኾነ ባህላዊ ምሸት ብወናማት ዝኾኑ ደረፍቲ ዝተሰነየ ኣዳልዩ ንኹሉ ጉድስ ኤርትራዊ ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ተገሊጹ ዘሎ ዕለትን ኣድራሻን ብኽብሪ ይዕድም ኣሎ ።
ዕለት ቀዳም 4 January, 2014
ሰዓት ካብ ሰዓት 17,00
ኣድራሻ Turm str. 3 – 5
50733 Köln ( Nippes)
ብደሓን ምጹ
ሽማግለ ማሕበር ።