Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ደቀይ ተማሃሩ ይብሉ ወለዲ

ኣፍሪቃ ከም ኣህጉር ብእትውንኖ ባህርያዊ ጸጋትታት ኣዝያ ሃብታም ምዃና ጸብጻባት የመልክቱ። እቲ ባህርያዊ ጸጋታት፡ ወርቅን ኣልማዝን ዝኣመሰሉ ማዕድናት ጥራሕ ዘጠቓልል ኣይኮነን። ኣዝዩ ሰፊሕ ተሓሪሱ ክፈሪ ዝኽእል ድንግል መሬት’ውን ትውንን ኢያ። ብዙሓት ተንተንቲ ስነ-ቑጠባ ይኹኑ ዝተፈለለዩ

ኣፍሪቃ ከም ኣህጉር ብእትውንኖ ባህርያዊ ጸጋትታት ኣዝያ ሃብታም ምዃና ጸብጻባት የመልክቱ። እቲ ባህርያዊ ጸጋታት፡ ወርቅን ኣልማዝን ዝኣመሰሉ ማዕድናት ጥራሕ ዘጠቓልል ኣይኮነን። ኣዝዩ ሰፊሕ ተሓሪሱ ክፈሪ ዝኽእል ድንግል መሬት’ውን ትውንን ኢያ። ብዙሓት ተንተንቲ ስነ-ቑጠባ ይኹኑ ዝተፈለለዩ ካልኦት ምሁራት ከኣ፡ ኣፍሪቃ እዚ ብኣጸዋውዓ ፕሮፈሰር ዓሊ ማዙሩይ “ናይ ሃብቲ ደሴት” ዘስምያ ጸጋታት እናወነነት፡ ኣህዛባ ኣብ’ቲ ዝኸፍአ ናይ ድኽነት ዓዘቕቲ ተሸሚሞምሉ ዘለዉ ምኽንያት እንታይ ኢዩ ንዝብል ሕቶ፡ ክሳብ ለይቲ ሎሚ መልሲ ክረኽቡሉ ከምዘይክኣሉ ኢዩ ዝፍለጥ።
ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንዓይነት መነባብሮ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውጽኦ ሓበሬታ፡ እተን ኣብ ትሕቲ ኹሉ ዝስርዓ 25 ሃገራት ብተደጋጋሚ ኣፍሪቃውያን ኮይነን ኢየን ዝርከባ። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ 25 ዓመታት መሊሳ ናብ ዝኸፍአ ናይ ድኽነት ደረጃ ዝወረደት ክፍሊ ዓለም፡ ኣፍሪቃ ጥራሕ ኢያ። 4 ሚልዮን ኣፍሪቃውያን ንመዓልቲ ካብ ሓንቲ ዶላር ብዝውሕድ ወጻኢ ይናበሩ ከምዘለዎም’ውን ጸብጻባት የመልክቱ።
ከም ኣበሃህላ ፕሮፈሰር ዓሊ ማዙሩይ፡ ኣፍሪቃ ብባህርያዊ ጸጋታት ሃብታም ክንሳ ኣህዛባ ኣብ ድኽነት ክነብሩ ተፈሪዶምሉ ዘለዉ ምኽንያት፡ ብቑዕ ትምህርቲ ክረኽቡ ስለዘይክኣሉ ኢዩ። እቲ ፕሮፈሰር፡ “ትምህርቲ ንኹሉ ነገር ኢዩ ዝልውጦ። ኣብ’ዚ እዋን እቶም ዝበዝሑ ኣፍሪቃውያን ቆልዑ ኣእምሮኦም ንሓሳባትን ዕድላትን ከምዝኽፈት ገይሩ፡ ናይ ስራሕ ዕድላት ንምፍጣር ዘዕጥቖም ብቑዕ ትምህርቲ ኣይረኽቡን ዘለዉ” ይብል።
ኣፍሪቃውያን ብቑዕ ትምህርቲ ዘይረኽቡሉ ዘለዉ ምኽንያት ግን እንታይ ኢዩ?
ዝዓበየ ጸገም ኣፍሪቃ ስልጣን ምስ ጨበጡ 30-40 ዓመታት ኣብ ኮረሻ ስልጣን ክውጥሑ ዝደልዩ፡ ልዕሊ ሕጊ ዝኸዱ፡ ንደቂ ዓዶም ኩሉ ዓይነታት መሰላት ነፊጎም ናብ ሓድሽ መግዛእቲ ዘእትዉዎም፡ ረብሓታቶም ቅድሚ ረብሓ ሓፋሽ ዝሰርዑ ውልቀ-ሰባት ኢዮም።
ኣብ ኤርትራ ስልጣን ብሒቱ ዝርከብ ስርዓት ህግደፍ፡ ናይ’ዚ ጽቡቕ መርኣያ ኢዩ። እዚ ንሰብኣዊ ጸጋታት እታ ሃገር ብመንጽር ረብሓታቱ ጥራሕ ዝልክዖ፡ ንመንእሰያት ባዕሉ ኣብ ዘሳወሮ ኵናት ባድመ ጠቢሱ ልዕሊ 20 ሽሕ ህይወት ዘጥፈአ፡ ጠንቂ ምምዝባል ናይ ኣማኢት ኣሽሓት ካልኦት ዜጋታት ዝኾነ፡ ንመንእሰያት ንልዕሊ 10 ዓመታት ሃገራዊ ኣገልግሎት ብዝብል ምስምስ ኣብ ጊላነት ቆሪኑ፡ ህይወቶም፡ ዕድመኦምን ዕድላቶምን ዘባኽን ዘሎ፡ ኣማኢት ኣሽሓት ካልኦት ሃገሮም ለቒቖም ንስደት ክነፍጹ ዝገብር ዘሎ ስርዓት፡ ምስ ከም ትምህርቲ ዝበለ ጉዳይ ኣተኣሳሲርካ ክትዛረበሉ ዝግባእ ኣይኮነን። ምኽንያቱ እቲ ስርዓት ደጋጊሙ ዕላማኡ ምስ ዕንወት፡ ጥፍኣት፡ ክሳራን ብኽነትን ኤርትራን ኤርትራውያንን ዝዛመድ ምዃኑ ብግብሪ ኣመስኪሩ ኢዩ።
ነቲ ብ1997 ዝጸደቐ ቅዋም ምትግባር ዝተሓሰመ ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ መንጎኡን ኣብ መንጎ ህዝቢ ኤርትራን ክህሉ ዝነበሮ ናይ ሓታታይን መላሳይን ዝምድና ብወግዒ ስለዝነጸጎ፡ ተኣማንነቱ ጥራሕ ዘይኮነ ሕጋውነቱ’ውን ተጣሊዑሉ ኢዩ። ብግዝኣተ ሕጊ ክመሓደር ፍቓደኛ ኮይኑ ዘይምርካቡ ድማ፡ ህዝቢ ኣብኡ ንዝነበሮ ሕንኳኽ እምነት ፈጺሙ ክስርዝ ጥራሕ’ዩ ደፊኡዎ። እቲ ስርዓት በቲ ናይ ዓመጽ ጎደና ምኻድ ስለዝመረጸ፡ ንዜጋታት ኣብ ትሕቲ ዉጹእ ውልቀ ምልካዊ መግዛእቲ ብዘይዝኾነ መሰልን ነጻነትን ክነብሩ ብምፍራዱ፡ ኣንጻር’ቲ መላእ ሕብረተ ሰብ’ዩ ዓጢቑ ደው ኢሉ። ከም’ዚ ዝብለ ስርዓት ኤርትራውያን ቆልዑ ብቑዕ ትምህርቲ ክረኽቡ ዘኽእሎም ባይታ ከጣጥሑሎም ፖለቲካዊ ድሌት ክህሉዎ ዝኽእል ኣይኮነን።
ንግዚኡ ካብ ኤርትራ ኣላጊስና ብመሰረት ፒርሰን ዝተባህለ ትምህርታዊ ትካል፡ ኣብ’ዚ እዋን ኣብ ዓለምና ዝበለጸ ስርዓተ-ትምህርቲ ኣለወን ተባሂለን ኣብ ቅድሚት ተሰሪዐን ዝርከባ ሃገራት ንመልከት። እተን ካብ’ተን 40 ዝማዕበላ ሃገራት ኣብ ቅድሚት ዘለዋ ሃገራት፡ ፊንላንድ ከምኡ’ውን ደቡብ ኮርያ ኢየን። ካብኣተን ስዒበን ዝመጽኣ ሆንግ ኮንግን ጃፓንን ክኾና እንከለዋ፡ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ’ቲ ዝርዝር ኣብ መበል 17 ተርታ ኢያ ተሰሪዓ ዘላ።
ትምህርታዊ ኣማኻሪ ትካል ፒርሰን ሰር ማይክል ባርበር ንቢቢሲ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ እተን ሃገራት ንመማህራን ኣብ ሕብረተ-ሰባተን ዝሓሸ ቦታ ክህልዎም ዝገብራ ምዃነን፡ ከምኡ’ውን ናይ ትምህርቲ ባህሊ ከምዘለወን ይጠቅስ። እቲ መጽናዕቲ ብተወሳኺ፡ ኣብ ህላወ ሓያል ስርዓተ-ትምህርቲ ገንዘባዊ ሓገዝ ኣድላዩ ረቋሒ ምዃኑ ብምዝኽኻር፡ ካብኡ ብዝበለጸ ግን ንምምሃር ሓጋዚ ባህሊ ዝያዳ ወሳኒ ምዃኑ የነጽር። ናብ’ተን ብሉጽ ስርዓተ-ትምህርቲ ከምዘለወን ዝተጠቕሳ ሃገራት ኤስያ ብምምልካት ድማ ኣብኣተን ትምህርቲ ልዑል ግምት ከምዝወሃቦን፡ ወለዲ ዓቢ ትጽቢት ከምዘለዎምን ይሕብር። ብተወሳኺ ፊንላንድን ደቡብ ኮርያን ኣብ ናይ ምምሃርን ምስትምሃርን ኣገባባተን ዓቢ ፍልልያት እናሃለወን ዝሓየለ ስርዓተ-ትምህርቲ ዘለወን ተባሂለን ኣብ ቅድሚት ዝተሰርዓሉ ምኽንያት፡ ኣብ ሕብረተ-ሰባተን ብዛዕባ ኣድላይነት ትምህርቲ ዘሎ እምነትን መሰረታዊ ስነ-ምግባራዊ ረብሓታቱን ምዃኑ የስምረሉ።

ብርግጽ ኣብ ኤርትራ ኣብ’ዚ እዋን’ዚ፡ ብዛዕባ ኣድላይነት ትምህርቲ ዘይፈለጠ ክፋል ሕብረተ-ሰብ ኣሎ ኢልካ ምዝራብ ዝክኣል ኣይኮነን። ይኹን’ምበር ብሓፈሽኡ እንክረአ፡ ካብ’ቶም ዝተማህሩ ንላዕሊ እቶም ንገዛእ ርእሶም ኣብ ግዜ ንእስነቶም ናይ ትምህርቲ ዕድል ዘይረኸቡ ወለዲ’ዮም ንደቆም ክነፍዑ ጸቕጢ ከበርቱዑሎም ዝርኣዩ። ካብ’ቲ መላእ ሕብረተ-ሰብ እቶም ንደቆም ናብ ዝበለጸ ኣብያተ-ትምህርቲ ክልእኩ ዝኽእሉ ግን፡ ካብ’ቶም ርቡሓት’ውን እቶም ዝውሓዱ ኢዮም። ምኽንያቱ እተን ብሉጻት ዝብሃላ ኣብያተ-ትምህርቲ ኣዝየን ዉሑዳት ኣብ ርእሲ ምዃነን፡ ነቶም ርቡሓት ዝቃጸጹዎም ሰበ-ስልጣን ናይ’ቲ ገዛኢ ስርዓት’ውን ደቆም ኣብኣተን ኢዮም ከምህሩ ዝመርጹ።

እምብኣር ኣብ ኤርትራ ሕብረተ-ሰብ ጥቕሚ ትምህርቲ ፈሊጡ፡ ኣብያተ-ትምህርቲ ኣብ ዘይነበረሉ ከባቢታት ከኣ ሓድሽ ተሃኒጹ እናሃለወ ድኣ፡ ስለምንታይ ኢዩ ኣብ ሃገርና ትምህርቲ ኣብ ዝተሓተ ደረጃ ወዲቑ ኣሎ ዝብሃል? ትምህርቲ ኣብ ዝተሓተ ደረጃ ምውዳቑ ኸ ንሕብረተ-ሰብ ኤርትራ ብኸመይ ይጸልዎ?

ስርዓት ህግደፍ ብሓቂ ዘስደምም ዓይነት ገዛኢ ኢዩ። ሓደ እዋን ዜጋታት ብግዴታ ናይ ‘ካድር ትምህርቲ’ ክምሃሩ ኣብ ዝገብረሉ ዝነበረ እዋን፡ መስሓቢ ተባሂሉለይ ‘ኣበል ኣሎ’ እናበለ ዘረባ ምዝርጋሕ ለሚዱ ነይሩ። ካድረታቱ ከኣ ፕሮፓጋንዳኡ ክሰምዑ ቅንጣብ ተገዳስነት ንዘይብሎም ሰባት ኣኪቦም፡ ምሉእ መዓልቲ በይኖም ሃተፍ ክብሉ ውዒሎም ይኸዱ። እቲ ኣብኡ ዝተኣከበ ሰብ ካብ ዝተፈላለየ ኣሰልካዪ ስራሕ ተገላጊሉ፡ ንመዓልትታት ብዕሽነቶም ክስሕቕ ቀንዩ፡ ኣብ መወዳእታ ክንደይ ሚእቲ ዝኾና ኣቕራሽ ሒዙ ገዛኡ ይኸይድ። ብድሕሪኡ እንታይ ተማሂርካ ኢልካ ኣይትሕተቶ’ምበር፡ ነቲ ጉዳይ ብዕቱብነት ዝርእዮ ኣይነበረን። ካብ’ዚ ኣብነት ህግደፍ ከመይ ዝበለ ውርደተኛ ስርዓት ምዃኑ ጥራሕ ኣይኮነን ምርኣይ ዝክኣል። እቲ ስርዓት ንሕብረተ-ሰብና’ውን ኣብ’ቲ ናይ ውርደት ኮረሻ ኣጓራቢቱዎ ኢዩ ተጓዒዙ።

ብቐንዱ ግን ዜጋታት ኣብ ትሕቲ መግዛእቲ ስርዓት ህግደፍ ምንባር ናይ ዜግነት መሰሎም ስለዝመንዘዖም፡ ኣብ ስራሕ ዝዋፈሩ’ውን ኣፍረይቲ ንኽኾኑ ዘይኮነ ዝብላዕ ከይስእኑ ኢዮም። ስለ’ዚ ካብ ስራሕ ኣብኵሮም ቁሩብ ገንዘብ እንተረኺቦም ዝሓይሽ ፈጢሩሎም ኢዩ ዝብሃል።

እቲ ዝዓበየን ቀንድን ጸገም እምብኣር ስርዓት ህግደፍን፡ ንሱ ዝኽተሎ ንሽዑ ጥራሕ ዝሓስብ፡ ንዜጋታት ከም መሳርሒ ዝርእዮም ፖሊሲታቱን ምዃኑ ብሩህ ክኸውን ኣለዎ። እዚ ክትምሃሮ ንዘየድልየካ ፕሮፓጋንዳ ኣገዲዱ ዝምህረካ፡ ኣብ መወዳእታ ድማ ከም ሕሳብ ካሕሳ ዝኸፍለካ ስርዓት፡ ንመማህራን ብጥራዩ ከስርሖም ክትርኢ እንከለኻ ዘይገርም ኣይኮነን። ምምህርና ናይ ሕልና ስራሕ ኢዩ ክብሃል እንከሎ፡ ሓደ ሰብ ቅቡል ኣብ ዘይኮነ ኩነታት ሰብ ምዃኑ ክርስዕ ስለዘየኽእሎ ከኣ፡ እቲ ስርዓት ንመላእ ሕብረተ-ሰብ ብውግእን ወረ ውግእን ጅሆ ሒዙ፡ ንመማህራን ብኣዝዩ ትሑት ወይ ብናይ ጁባ ገንዘብ ብኽልተ እብረ ክሰርሑ ብምግዳድ፡ ንተማሃሮ ንስለ ምምሃር ናብ ኣብያተ-ትምህርቲ ዝመላለሱ ግዳያት ፖሊሲታቱ ገይሩዎም ይርከብ። ድርኺት ዝጎደሎ መምህር ድርኺት ዘለዎም ተማሃሮ ከፍሪ ዝሕሰብ ኣይኮነን።

ስለዝኾነ ወለዲ ‘ደቀይ ተማሃሩ’ ክብሉ እንከለዉ፡ እቶም ደቂ ግን ክምሃሩ ስለዘለዎም ኢዮም ዝምሃሩ። ተማሂሩ ኣበይ ዝበጽሐ ምስ ርኣዩ’ሞ ክምሃሩ ክብህጉ? ኣብ’ታ ሓጻር ዕድመኦም ሃብቲ ዘኻዕበተ ወይ ዝደረፈ’ምበር፡ ዝተማህረ ከም ሰብ ክቑጸር ኣይርኣዩን። ተማሂሮም ኣይተማሂሮም ኣብ ህይወቶም ከምጽኡዎ ዝኽእሉ ለውጢ ድሩት ምዃኑ ከባቢኦም ይምስክረሎም ኣሎ። ናይ ምግንዛብ ዓቕሞም ብተዛማዲ ትሑት እንተኾነ’ውን ነብሶም ዝነግሮም ነገራት ኣይስኣንን። በዚ ኮይኑ በቲ ገላዩ ናይ’ቲ ንዓበይቲ ኣሕዋቶም ዘእረገ ስርዓት ክኾኑ ምዃኖም ከ ከመይ ኢሎም ክዝንግዑዎ ይኽእሉ? ኣብ ገዛውቶም ኣብ ዕጹው ማዓጹ ክዝረብ ዝውዕል ኣብ ትሕቲ ስርዓት ህግደፍ ምንባር ዘመንጨዎ፡ ናይ ምዝመዛ፡ ግፍዕን ጭኮናን መረረታት እናሰምዑ ስለዝዓብዩ’ሞ፡ ኣብ ትሕቲ መግዛእቲ ምህላዎም ክፈልጡ ናይ ግድን ስለዝኾነ፡ ከም’ቲ ወለዶም ነቲ እምነቶም ዝዓመጸ ስርዓት ከይፈተዉ ዝምእዘዙዎ፡ ንሳቶም’ውን ከይፈተዉ ካብን ናብን ኣብያተ-ትምህርቶም ይመላለሱ። እቲ መመሊሱ ንታሕቲ ገጹ ዝወርድ መሕለፊ ነጥቢ ግን በዚ ኮይኑ በቲ ከየጨነቖም ኣይተረፈን። ምኽንያቱ ኣብ ዘበነ-ህግደፍ ምትራፍ ከም ገበን እናተራእየ’ኳ፡ ኤርትራውያን ቆልዑ ንምትራፍ ካብ ምሕላፍ እናመርጹዎ ምእንቲ ከይሓልፉ ክገብሩዎ ዝኽእሉ ብዙሕ ኣማራጺታት የብሎምን።

ሓቂ’ዩ ንሓደ ሕብረተ-ሰብ ከም ኣብ መኣዲ ትምህርቲ ዝንጸባረቕ ዘይምዕሩይነትን ወጃሃላይነትን ገይሩ፡ ብዛዕባ መርገጺ ገዛኢ ስርዓት ዘነጽረሉን ዘቖጥዖን የለን። ህዝብና ትምህርታዊ ትካላት ኤርትራ፡ ንስርዓት ህግደፍ ዕምሪ ስልጣኑ ክልቅብ ዘኽእሎ ዓቕሚ ሰብ ከመስርሓ ዝቖማ ፋብሪካታት ምዃነን ተረዲኡዎ ስለዘሎ፡ ነቲ ስርዓት ብጭካነኡ ልዕሊ ባዕዳዊ ገዛኢ ሰሪዑዎ ይርከብ።

ብመሰረቱ ትምህርቲ ኣዝዩ ብዙሕ ጥቕሚ ከምዘለዎ ዝፈልጥ ይኹን’ምበር፡ ሓደ ህዝቢ ንታሪኹን ኩነታቱን ኣብ ግምት ብምእታው፡ ቀዳምነታቱ ኣለልዩ ሓባራዊ ራኢታቱ ክዉን ንምግባር ዘኽእሎ ሰብኣዊ ዓቕሚ ዝሃንጸሉ ወሳኒ መድረኽ’ውን ኢዩ። ውሕስነት ደሞክራስን ነጻ ሕብረተ-ሰብን ዝኾኑ ንቑሓት ዜጋታት ንምፍራይ ይኹን፡ ድልዱል ሓድነት ዘለዎ ሕብረተ-ሰብ ክትሃንጽ’ውን ወሳኒ ተራ ከምዝጻወት ይፍለጥ። ኣብ ሃገርና ናብ’ዚ ንኽንበጽሕ ሓደ ብቕድመ-ኩነት ደረጃ ክምለስ ዘለዎ ጉዳይ ኣሎ። ቅዋማዊ ብግዝኣተ ሕጊ ዝምራሕ፡ ተሓታትነትን ግሉጽነትን ዝመለለይኡ ስርዓት ምትካል። ምኽንያቱ ሽዑ ጥራሕ ኢዩ ረብሓ ሓፋሽ ህዝብን ሃገርን ዘይምሕላው ከም ገበን ተወሲዱ ከሕትተካን ክትምልሰሉ ከገድደካን ዝኽእል።

ኦሮራ ብሩኽ

aseye.asena@gmail.com

Review overview
21 COMMENTS
  • GULLIBLE PEOPLE February 6, 2013

    ተስፋ ኣይቆረጽኩን፣ንዓ ተመለስ በልዎ
    ንሽፍታ መንዩ መውጽእ ሓራ ኢሉ ኣጠሚቕዎ፧
    በሊሕ ከምዚ ኸማይ እኳ ፣35 ዓመት ጉዳይ ኣሚርዎ
    እንቋቝሖ ተመን ርግቢ ክጫጭሕ መን ሪኢዎ ፧
    ወምበዴ ደልካዮም ሓቂ ምዃኑ ሎምስ ሰብ ተረዲእዎ
    ንስኻ ከተጽግቦ፣ንሶም የጥምይዎ፣የጽምእዎ
    ንስኻ ከተማ ተእትዎ፣ንሶም ድፋዕ በረኻ የእርግዎ
    ኣይምርዖ፣ኣየመርዑ፣ዘርኢ ኣልባ ምክት ጌሮምዎ
    ኪዱ ንመንግስቱ ካብ ዚምባብወ ጸውዕዎ
    ኤርትራ ይእቶ፣ህዝብና መታን ክርህዎ
    ሕያዋይ ደርጊ ናፊቐዮ ምስቲ ውጁህ ደርፉ ኣምጽእዎ !!!!!

  • GULLIBLE PEOPLE February 6, 2013

    ¨RIGHT TIME TO INVADE ETHIOPIA¨

    This is outrageous,Ethiopia ,According to CIA fact book ,the Ethiopia we pulled back for 50 years with our war for ¨liberation & prosperity is the 8th biggest economy in Africa ,soon to be 7th surpassing Tunisia,…Income percapita $1200 edlls.I remmember when it was $120.This is purposely insulting to us Eritreans.It is Weyane our enemy again ..giving our people ,refugees food, shelter, universirty education and respect…next time you know ,they might buy them a caddilac each.I would say this is the time to invade Ethiopia.

    • SABA February 7, 2013

      Your Master Isayas and his General Puppets (half at least of them) have Tigrayan Origin… Mussolini would be so happy about you and other Higdef Puppets you became a self-hating person. Please bear in mind that facts are non-changeable.. At the end of the DERG-System SHAEBIA fought together with WOYANE.. It is funny with HIGDEF supporters they decide out of a sudden who is ERITREAN or non-ERITREAN. If they had drawn the line up to Kessela would you also have so much hate on Sudanese or Metahit ppl??? Why making Woyane so big? At least their game makes to some extend a certain step.. But our self-hating old motherfuckers in Asmara and around have no clue what they are doing. They are 10000% mentally ill. Their actions says all.
      Go and jump now from the 10th floor backwards, i really dont mind assisting you KURKUR nay KURKURAT!!! Your master was also just a CIA-PUPPET… 😉

      • GULLIBLE PEOPLE February 7, 2013

        Dearest Saba,

        If what you wrote was meant as a challenge to me, you are missing my brilliant sarcastic satire style genuity.Firstly, our military does not even have the strength to fight a school yard bully ,let alone Ethiopia.
        The message was meant look how Ethiopia is growing while we, the pathetic can not even dig a winning trench.I THINK HATSE MINILIK HAS DONE US A BIG HARM BY SEPARATING US FROM TIGRAY, LITERAL HAMASHIENS WE BECAME.

        • SABA February 8, 2013

          Sorry was actually not meant to you HAWEY… was meant to Asgedom Abraham

          • GULLIBLE PEOPLE February 8, 2013

            Dearest Saba

            I knew you were smart Saba ,I have 4 smart sisters (minus politics),I respect you as a person & as a woman.

    • Asgedom Abraham February 7, 2013

      Ethiopia is dirt poor. You are a pathetic Woyane propagandist.

  • Eretrawit February 7, 2013

    The worst people in the world who want to see Eritrea to be colonized again. It will never, never happen again.
    Thanks to Eritrean people.

  • Eretrawit February 7, 2013

    No one will be an Eritrean citizen unless is committed to Eritrean. We are proud of our nation and we will never give up.
    Thanks for the Ertitrean heros

    • GULLIBLE PEOPLE February 7, 2013

      Brother Ertrawi,

      Like the Kerenites said it long time ago ” ጤሊት ሚን ሒልበያ …..ትፈተ።ጤልሲ ካብ ሓሊቡ ቃንዝኣ ዘቕልለላ ዝ……..ትፈቱ።.
      Stereo tipical Mr. Ertrawi,…..”We are proud of our nation “…you said,,,some people are also proud to be gay..so ,whatever works for you brother.You really must hate your kidneys.

  • SABA February 7, 2013
  • Eretrawit February 7, 2013

    Where comes the truth from. Iy is really fake I agree with you.

  • Eretrawit February 7, 2013

    Home | Eri-TV Live | Movie | Music | Music 2 | Comedy | Comedy 2 | Social Networking | Amharic Music | Audio

    Home
    Eri-TV Live
    News
    Movie
    Music
    Comedy
    Social Networking
    Shingrwa
    Al Jazeera
    Audio

    Home » Featured News, News, PIA » Letter From President Isaias Afwerki to Mr. Ban Ki-Moon

    Select LanguageAfrikaansAlbanianArabicArmenianAzerbaijaniBasqueBelarusianBengaliBulgarianCatalanChinese (Simplified)Chinese (Traditional)CroatianCzechDanishDutchEsperantoEstonianFilipinoFinnishFrenchGalicianGeorgianGermanGreekGujaratiHaitian CreoleHebrewHindiHungarianIcelandicIndonesianIrishItalianJapaneseKannadaKoreanLaoLatinLatvianLithuanianMacedonianMalayMalteseNorwegianPersianPolishPortugueseRomanianRussianSerbianSlovakSlovenianSpanishSwahiliSwedishTamilTeluguThaiTurkishUkrainianUrduVietnameseWelshYiddish
    Powered by Translate

    More Sharing ServicesShare | Share on linkedin Share on facebook Share on pinterest_share

    Letter From President Isaias Afwerki to Mr. Ban Ki-Moon

    Contributor: Natnael A / February 5, 2013

    H.E. Mr. Ban Ki-Moon

    Secretary General

    The United Nations

    New York

    Dear Mr Secretary General,

    For the past ten years or so, Eritrea has remained to be a target of Malicious and concerted practices of “human trafficing”. This despicable ploy was unleashed in tandem with the decision toblock the implementation of the “final and binding” arbitrary decision of the border dispute…..

    Source: Alenalki.com

    Tags: Ban Ki-moon, Eritrea, Isaias Afwerki, UNSC

    « Previous
    Video: Eritrea Tour of Bisha Gold Mines (Zura n’Hagerka)

    Next »
    Video: Editorial “Hateta” (February 5, 2013)

    comment closed

    State of Eritrea ሃገረ ኤርትራ Hagere Ertra دولة إرتريا Dawlat Iritrīya
    Anthem: Ertra, Ertra, Ertra Eritrea, Eritrea, Eritrea

    Capital (and largest city) Asmara 15°20′N 38°55′E / 15.333°N 38.917°E / 15.333; 38.917

    Official language(s) Tigrinya, Arabic, English Other languages Tigre, Saho, Bilen, Afar, Kunama, Nara, Hedareb,.

    Ethnic groups 60% Tigrinya, 30% Tigre, 4% Afar, 3% Saho, 3% Kunama

    Demonym Eritrean Government Provisional government – President Isaias Afewerki

    Independence – From Italy November 1941 – From United Kingdom under UN Mandate 1951 – from Ethiopia de facto 24 May 1991 – From Ethiopia de jure 24 May 1993

    Area – Total 117,600 km2 (100th) 45,405 sq mi – Water (%) 0.14%

    Population – 2009 estimate 5,224,000[4] (109th) – 2008 census 5,291,370 – Density 43.1/km2 (165th) 111.7/sq mi

    GDP (PPP) 2010 estimate – Total $3.625 billion[5] – Per capita $681[5] GDP (nominal) 2010 estimate – Total $2.117 billion[5] – Per capita $397[5] HDI (2007) steady 0.472 (low) (165th) Currency Nakfa (ERN)

    Time zone EAT (UTC+3) – Summer (DST) not observed (UTC+3) Drives on the right ISO 3166 code ER Internet TLD .er Calling code 291 1 ,. National TV: Eritrea Television (ERI-TV)

    Eritrea (play /ˌɛrɨˈtreɪ.ə/ or /ˌɛrɨˈtriːə/;[6] Ge’ez: ኤርትራ ʾErtrā, Arabic: إرتريا Iritrīyā), officially the State of Eritrea, is a country in the Horn of Africa. The capital is Asmara. It is bordered by Sudan in the west, Ethiopia in the south, and Djibouti in the southeast. The northeast and east of the country has an extensive coastline on the Red Sea, directly across from Saudi Arabia and Yemen. The Dahlak Archipelago and several of the Hanish Islands are part of Eritrea. Eritrea’s size is approximately 117,600 km2 (45,406 sq mi) with an estimated population of 6 million…
    Source: Wikipedia

    ERI-TV

    ERI-TV Live | Eritrea TV [HQ, mp3, 24×7]

    Links

    Movie

    Music Video
    Music 2

    Comedy
    Comedy 2

    2000 songs

    SocNetworking

    Connect

    Archives

    Select Month February 2013 January 2013 December 2012 November 2012 October 2012 September 2012 August 2012 July 2012 June 2012 May 2012 April 2012 March 2012 February 2012 January 2012 December 2011 November 2011 October 2011 September 2011 August 2011 July 2011 June 2011 May 2011 April 2011 March 2011 February 2011 January 2011 December 2010 November 2010 October 2010 September 2010 August 2010 July 2010 June 2010 May 2010 April 2010 March 2010 February 2010 January 2010 December 2009 November 2009 October 2009 September 2009 August 2009 July 2009 June 2009 May 2009 April 2009 March 2009 February 2009 January 2009 December 2008 November 2008 October 2008 September 2008 August 2008 July 2008 June 2008 May 2008 February 2007

    Home | EriTV LIVE | News | Movie | CHAT | Music 1 | Comedy | Audio | Social Networking | Travel | Sports | A&E | Amharic Music | Amharic News | Amharic News 2 | Shingrwa | EEBC | Development | EDF | Hizbawi Mekete | PIA | PIA 2 | May 24th Fest | Education | Healthcare | Artist Interview | Somalia

    ——————————————————————————–

    Copyright © 2012 · EastAFRO.com · All Rights Reserved · RSS · RSS Comments · CONTACT

    • GULLIBLE PEOPLE February 7, 2013

      Atleast you know ,how to copy& paste.Wow..real Eritrean.

  • myth February 7, 2013

    ertrawit you are crazy. asgedom is also as nuts. you are not at all having a positive impact on this forum (this is an understatement). you need to be banned from this forum because you are being stupid on purpose. you lack commonsense. you are an insult to human intelligence. nay eseyas chama kitlihsu niberu. denakur!

  • abraha February 7, 2013

    MYTH
    telaeekom eyom they are on salry from higdef eritrawi & asgedom

  • Eretrawit February 8, 2013

    The Notion of Social Justice and the Eritrean model

    A country located at a strategic point where most of the worlds commercial goods and oil pass through everyday, its government and people not popular by the US for owning their own decisions and entangled in a quagmire of geo-political agenda.

    In this article we aim to explore and on how the Eritrean government and people are working hand in hand to overcome the overall challenge, and the country’s diversification of the economy, its thriving mining industry, together with education, health programs, development, and the role of Eritrean youth and women.

    The Eritrean people, since the dawn of independence, has spent three-quarter of the past 21 years in the battle against all acts of flagrant hostilities over its independence and sovereignty by the Administration in Washington, as well as the immeasurable military, economic, diplomatic and psychological warfare being waged unremittingly.

    Despite all the obstacles the Eritrean government since the days of armed liberation struggle has always looked inwards in building internal human capacity by adopting the policy of self-reliance. After independence this policy has continued leading to the exponential increase in Eritrean human capital formation that has been trained and retrained thereby acquiring vital experience amongst Eritrean youth who are responsible for the impressive development projects accomplished throughout the country.

    The essential features that have been driving transformation in Eritrea have always been consolidated, which have been behind the success for independence and nation building.

    · Unity and identity.

    · Dedication and sacrifice, a very dedicated tolerant hard working population.

    · High degree of mobilization and organization.

    · Self-reliance.

    · Decisive role of women.

    · Vision and leadership, a leadership with a pragmatic approach to development, and free of corruption.

    The Eritrean government and its continuous efforts to establish a lean and clean, corruption free government institutions, has always been backed by the majority of the citizens along with continued resolve in aiding the government in all its endeavors to achieve social justice. This resonance has always been reinforced with the acknowledgment of the government, at one interview H.E. President Isaias Afewerki mentioned “There is no victory without its people, no development without its people, who triumphed decisively through their national unity.”

    Thus nationalism and the notion of social justice along the Eritrean model with a progressive morality, that ensures in building the future especially the youth.

    Eritrean Mining & Economy

    In many instances natural resources have become a curse in many countries. One of the many interesting policy and dimensions in strategic approach of the Eritrean government after learning from the experiences of many countries as far as natural resources is concerned, is that the Eritrean governments view to the nascent mining industry should always be seen in relation to
    The interest of the future generations, meaning that it does not belong to this generation, and thereby asserting time and time again so that it doesn’t become a curse to the country.
    Creation of systemic approach of integrating the natural resources and the dividends that are acquired from the national resources in to the national economy.
    Even though Eritrea is attracting foreign direct investment, the Eritrean government has entered 40 percent share with 10 percent royalty, and the rest 30 percent of the Eritrean government money, which is one way of trying to promote the interest of future generations on top of all the dividends that will be acquired at the end of the process.
    A Systemic approach for management that saw the establishment of an Eritrean mining corporation that overseas the overall natural resources, also overseas in to the overall management and interests to the Eritrean government.
    The sound environmental policy which is linked to environmental sustainability that is not risked, the proclamation to the land and environment issue, “The Exploitation of Natural Resources Act”
    Clear work environment for workers in the mining industry, and sustainable economic model for the local population avoiding the pitfalls of creating ghost towns at the end of the process.

    Currently in Eritrea there are more than 22 mining companies operating and there are more to come, this is due to the fact that 67 percent of land on the agro ecology is sitting in some sort of mineral, especially base metals. The Eritrean economic growth is however not been achieved in the last 3-4 years as a direct result of the mining sector in particular, and not due to the dividends of natural resources, but rather the continued efforts of Eritrean government and people investment on food security, investment in human capital formation, investment in economic infrastructure, investment in manufacturing, and so on.

    Mining in Eritrea is an important sector but will never be the driving sector of the economy, the Eritrean government is more focused in diversifying the economy to avoid the over dependence on one or two prime sectors and when conditions change for whatever reason the country should not be hit because of the dependence on one or two sectors. Therefore the importance of diversifying the economy is at heart of a sustainable and viable economic growth. Eritrea is trying to diversify the economy, be it in the agricultural sector, food security and the industries linked to it by means of import substitution, economic infrastructure, and tourism sector that is built on the pillars of domestic tourism, especially eco tourism.

    These being the essential features of the economy, the Eritrean government major accomplishments to date are the effective management of the road in diversifying the economy and making it sustainable.

    Education

    Education in Eritrea is linked to Human Security, which is the human factor that is decisive, and depends up on the knowledge, skills, professional, and technical capabilities, and above all the attitude that leads to behavioral change. The other aspects of the human security that the Eritrean government is focusing as well as succeeding is water and food security, health security, and the human capital formation in order to assert the decisiveness of the human factor. Also the social security including local community service and responsibility, these are three other areas of the human security that are always seen in a paradigm together or in synergy with the other aspects water food security and environment security.

    In relation to the human factor the center piece is cultural revolution, and the first thing that comes is the redefinition of a national educational system in the country, this is so to ensure the Eritrean people have easy access to the latest development of science and technology, participate meaningfully and in a responsible way and change their attitude and behavior. The redefinition of the national educational system along side the expansion of the system has been a significant development in Eritrea.

    When Eritrea first got its independence in 1991 there were about 173,000 students throughout the country of whom about 40,000 were students in the liberated areas of the liberation struggle, which makes it under Ethiopian occupation only 130,000 students, and only 215 schools, and about 3000 teachers.

    Currently Eritrea has an education system that has demographic distribution of the country in an average of two to three kilometers of basic education level throughout the country, and about 600,000 students at the school system leaving aside the higher education and the early education with over 16,000 teachers, in almost 5,300 schools.

    Therefore this is the comparative situation of the education system development, off-course Eritrea has a long way to go in terms of challenges it face in terms of transforming the quality, much investment is done nowadays especially in the last 3-4 years to ensure the quality that saw the successful equitable solution of education in terms of access, continuity and relevance of education. Nonetheless the quality transformation is what is been given priority, together with the determination not only by the government but also by the people, by communities, by teachers, and even students are very much determined and committed.

    The issue of human factor in relation to higher education is a key area in terms of human capacity creation in Eritrea that has been heavily invested in the last 10 years is the expansion of the higher education system. Eritrea had only the university of Asmara in the capital with an enrolment capacity of 3000 students between first and fourth year, and the average graduation rate was about 450-500 per year.

    Currently Eritrea has a higher education system with the capacity of 14,000 students, and it has been decentralized to all the 6 regions of the country.
    Eritrea Institute of Science and Technology, which has three colleges under it (science, engineering, and technology) is located in the central region the town of Mai Nefhi.
    College of Business and Economics and Management Science is located in the southern region the town of Halhale.
    College of Marine Science and Technology is located in the northern Redsea region by the coast in the port city of Massawa.
    College of Humanities, Arts and Social Science is located in the southeast region in the town of Adi Keyih.
    College of Agriculture Technology and Agricultural Extension for the Anseba region which is located in the north west in the town of Hamelmalo, and another one being built in the west of the country.
    College of Nursing and Health Technology in the central region is located in the capital city of Asmara.
    Orotta School of Medicine, the faculty of medicine is the one serving the whole of the country, it produces surgeons, pediatricians, and other specialists in the capital city of Asmara. The school has been graduating doctors every year 31 in 2010, 32 in 2011, 48 in 2012, and 72 the following year. Already so far by the graduates the amount of doctors have been doubled in the country, and in the near future it is going to fall in the overall WHO standard Doctor to Patient, nonetheless Eritrea is already in the WHO standard of patient to nurse distribution.

    In Eritrea the issue of human factor is also the issue of youth, Eritrea has got youth programs where secondary school students are involved in the environmental security linked to forestation and other things, Eritrea has also national service program, which aims in mobilizing the youth in all the developing programs throughout the country together with 6 months of military training. Overall the youth have take responsibility in all the different sectors, in terms of the nation building.

    Millennium Development Goals

    As a base of comparison we can take the MDG, Eritrea is one of the three countries that are on track to achieving the millennium development goals, especially in health, water, education, sanitation and so on. The country has established basic systems especially in the public health system, Eritrea has been targeting the health of house holds in the public sector through inter sector actions and the targets have been immunization, child and maternal mortality, integrated management of child illnesses, and some of the major communicable diseases in the country.

    The area that has been hailed so much is the health security; the demographic distribution of the public health system in the country has radically been transformed. Taking the rural areas as a benchmark, about 78 percent of the rural areas, a health service is available in less than 10 kilometers, or in another way it could be said more than 63-65 percent get a health service in less than 5 kilometers. One could imagine what this means in terms of health centers, health services, community centers, and hospitals.

    Eritrea has reached immunization of 100 percent in polio, measles, meningitis. All the above have been completely eliminated including, tetanus, and measles have been eliminated in the last 10 years.

    Eritrea has also reduced malaria incidents by 93 percent in most regions, about 67 percent in TB as a result of the roll TB program in the country. Maternal and child mortality for under 5 children has decreased by about 72 percent in the last 10 years. Also the decrease of HIV Aids from 4.2 percent to about 0.7 percent in the last decade. A lot can be said with numbers and statistics, but the idea is to provoke in to finding out for oneself, as the story is more interesting when you find it out for yourself.

    The most important thing is in relation to the significant successes that Eritrea has achieved is that there are always novel initiatives being taken. There are health related programs, which are HIV, Malaria, STD, and TB program. What this means is that the way to promote health security is through integrated inter sectoral approach as it maximizes benefits and outputs. There is inter-sectoral collaboration, together with a great deal of participation by communities. There are committee’s up to the local level, and one interesting fact is that religious institutions from the top level, the leaders up to the grass root level and community level also have committees who are promoting health security and they work together with the national health security steering committee.

    In addition to all the health initiatives teachers in elementary school throughout the country have also been trained as health focal workers monitoring for signs of infections, dental problems, and other health issues that can be tackled early with a free prescription of a minor treatment that avoids the illness from spreading further requiring costly treatment or surgery in the future.

    This has been hailed as a pioneering model for tackling health challenges countering the shortage of nurses and doctors; it also avoids major health challenges for the nation sparing extra resources that bleed the economy with the notion of healthy childhood leading to a healthy generation. The other significant development is also the construction of seven regional referral hospitals in different regions of the country.

    The Role of Women in Eritrean Liberation & National Reconstruction

    BACKGROUND

    The National Union of Eritrean Women (NUEW) was established in 1979 as one of the mass organizations of the Eritrean People’s Liberation Front. In its current form, the NUEW is an autonomous non-governmental organization dedicated to improving the status of Eritrean women.

    During Eritrea’s liberation struggle, NUEW succeeded in organizing and encouraging women’s participation in the war effort. Since independence in 1991, NUEW has continued to enhance the role of women by raising their political consciousness through literacy campaigns, credit programs, English language lessons, harmful traditional practices, and other skills training.

    NUEW is administered by a headquarters office located in Asmara, as well as by regional offices located in all six zones. Membership numbers over 200,000 women. Sources of income include monthly membership fees, grants and projects, and fund-raising activities by members.

    The part of women in liberation struggle and national development, is beyond a shadow of a doubt, that must be evaluated in terms of balanced relationships and women as fertile and productive element of the Eritrean society.

    During Eritrea’s long and bitter armed struggle, women were obtained proper education that enabled them to work in factories that founded in the liberated lands and became certified professionals. Thus they were able to be pivotal in the history of women workers.

    The strong motive that existed in the government to equip Eritrean women with modern technology and knowledge to facilitate productivity that is the principal driving force of national development. This has been possible by the significance of organizing women in solving cultural, political, economical, and social problems.

    About National Union Eritrean Women

    MISSION

    The NUEW seeks to ensure that all Eritrean women confidently stand for their rights and equally participate in the political, economic, social, and cultural spheres of the country and share the benefits.

    ADVOCATE FOR …

    · The development of women’s confidence in themselves and respect for one another, and the raising of consciousness to ensure their rights in the political and legal systems;

    · Laws that protect women’s rights in the family: entitlement rights and other civil laws;

    · Equal access to education and employment opportunities: equal pay for equal work and equal rights to skills development to promotion;
    Improved access to adequate health care, paid maternity leave, and child care services;

    · The eradication of harmful traditional practices that endanger women’s health and well-being;

    · The reduction of poverty for Eritrean women and their families.

    The NUEW campaigns include Mortality, Reproductive Health, Education, and female circumcision. They are also responsible for organising

    Seminars and workshops that range from:
    Gender Awareness
    Communication and Leadership Skills
    Counseling
    Women’s Legal Rights Literacy
    Women and Land Right

    Training:
    Literacy Programs
    Reproductive Health
    Vocational Training
    Academic Crash courses

    Income generation:
    Credit Program
    Horticultural Project
    Water and Donkey Project
    Handicrafts Project

    Additionally, an Emergency Support Project is in place to support victims of the war, especially women and children, by providing basic materials and counseling.

    Eritrean Women in Government

    In the national and regional assemblies 30% of seats are reserved for women. Women compete against each other for the votes of both men and women. Women also run against men for the remaining 70% of seats.

    Proclamation 158 /2007: A Proclamation to Abolish Female Circumcision

    Whereas, female circumcision is a procedure that seriously endangers the health of women, causes them considerable pain and suffering and threatens their lives;

    Whereas, this procedure violates women’s basic human rights by depriving them of their physical and mental integrity, their right to freedom from violence and discrimination, and in the most extreme case, their life;

    Whereas, the immediate or long-term harmful consequences of this procedure vary according to the type and customs of the procedure performed;

    Whereas, its immediate consequences include severe pain, haemorrhage which can cause fainting or death, ulceration of the genital region and injury to adjacent tissues urine retention and dangerous infection;

    Whereas, its long-term consequences include recurrent infection of the Urinary system, permanent infection of the fertility system, complications in childbirth (barrenness) and scar formation such as increasing abscess in the labia minora and, prevention of menstruation;

    Whereas, it has been traditionally practiced and is prevalent in Eritrea; and

    Whereas, the Eritrean Government has decided to abolish this harmful procedure which violates women’s rights;

    Now, therefore, it is proclaimed as follows:

    Article 1. Short Citation

    This Proclamation may be cited as “The Female Circumcision Abolition Proclamation No.158/2007.”

    Article 2. Definition

    In this Proclamation, “female circumcision” means:
    the excision of the prepuce with partial or total excision of the clitoris(clitoridectomy);
    the partial or total excision of the labia minora;
    the partial or total excision of the external genitalia (of the labia minora and the labia majora), including stitching;
    the stitching with thorns, straw, thread or by other means in order to connect the excision of the labia and the cutting of the vagina and the introduction of corrosive substances or herbs into the vagina for the purpose of narrowing it;
    symbolic practices that involve the nicking and pricking of the clitoris to release drops of blood; or
    engaging in any other form of female genital mutilation and/or cutting.

    Article 3. Prohibition of Female Circumcision

    Female circumcision is hereby abolished.

    Article 4. Punishment
    Whosoever performs female circumcision shall be punishable with imprisonment of two to three years and a fine of five to ten thousand (5,000.00 to 10,000.00) Nakfa. If female circumcision causes death, imprisonment shall be from five to ten years.
    Whosoever requests, incites or promotes female circumcision by providing tools or by any other means shall be punishable with imprisonment of six months to one year and a fine of three thousand (3,000.00) Nakfa.
    Where the person who performs female circumcision is a member of the medical profession, the penalty shall be aggravated and the court may suspend such an offender from practicing his/her profession for a maximum period of two years.
    Whosoever, knowing that female circumcision is to take place or has taken place, fails, without good cause, to warn or inform, as the case may be, the proper authorities promptly about it, shall be punishable with a fine of up to one thousand (1,000.00) Nakfa.

    Article 5. Effective Date

    This Proclamation shall enter into force as of the date of its publication in the Gazette of Eritrean Laws.

POST A COMMENT